Credit: SBS/Suppliedወነንቲ ንኣሽቱ ዋኒናት ንግዲ ኣብ'ዚ እዋን ካብ ጥርዓን ህዝቢ ንኣሽቱ ዋኒናትን ብቤተሰብ ዝውነና ንግድታትን ዝሰምዕ (Australian Small Business and Family Enterprise Ombudsman) ብልዕሊ 100 ቋንቋታት ሓበሬታን ደገፍን ክረኽቡ ይኽእሉ'ዮም። መርበብ ሓበሬታ ናይ'ቲ ኦምዱስማን (https://www.asbfeo.gov.au/) ነቶም ካብ ብባህሊን ቋንቋን ዝተፈልዩ ድሕረባይታታት ዘለዎም ሰባት ቀሊል ንምግባሩ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮሞን ወሲኽካ ብዙሓት ቋንቋታት ከጠቓልል ተባሂሉ ምትሕድዳስ ተገይርሉ'ሎ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ወነንቲ ንኣሽቱ ዋኒናት ንግዲ ኣብ'ዚ እዋን ካብ ጥርዓን ህዝቢ ንኣሽቱ ዋኒናትን ብቤተሰብ ዝውነና ንግድታትን ዝሰምዕ (Australian Small Business and Family Enterprise Ombudsman) ብልዕሊ 100 ቋንቋታት ሓበሬታን ደገፍን ክረኽቡ ይኽእሉ'ዮም። መርበብ ሓበሬታ ናይ'ቲ ኦምዱስማን (https://www.asbfeo.gov.au/) ነቶም ካብ ብባህሊን ቋንቋን ዝተፈልዩ ድሕረባይታታት ዘለዎም ሰባት ቀሊል ንምግባሩ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛን ኦሮሞን ወሲኽካ ብዙሓት ቋንቋታት ከጠቓልል ተባሂሉ ምትሕድዳስ ተገይርሉ'ሎ።