General view of social media apps Facebook, Twitter and Instagram displayed on an iPhone 5. Credit: EMPICS Entertainmentኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ንዝዕድመኦም ህጻናት ካብ ሶሻል መድያ ክትእግዶም'ያ። ድሕነት ኦንላይን (ኢንተርነት) ዝከታተል ኮሚሽነር ኢ-ሴፍቲ ኣውስትራልያ፡ ኩባንያታት ማሕበራዊ መራኸቢታት (መድረኻት ሓፋሽ) ካብ ዝመጽእ 10 ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ሕግታት ገደብ ዕድመ ክኽተላ ዝሕግዝ መምርሒታት ኣቕሪቡ። ኣብ’ዚ ትሕዝቶ ክሳብ ሕጂ ብዛዕብኡ ፈሊጥናዮ ዘለና ነቕርቦ።
Published
By Emma Brancatisano
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ንዝዕድመኦም ህጻናት ካብ ሶሻል መድያ ክትእግዶም'ያ። ድሕነት ኦንላይን (ኢንተርነት) ዝከታተል ኮሚሽነር ኢ-ሴፍቲ ኣውስትራልያ፡ ኩባንያታት ማሕበራዊ መራኸቢታት (መድረኻት ሓፋሽ) ካብ ዝመጽእ 10 ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ሕግታት ገደብ ዕድመ ክኽተላ ዝሕግዝ መምርሒታት ኣቕሪቡ። ኣብ’ዚ ትሕዝቶ ክሳብ ሕጂ ብዛዕብኡ ፈሊጥናዮ ዘለና ነቕርቦ።
https://www.sbs.com.au/news/article/social-media-ban-guidelines-for-platforms/py4ll7x14