SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ካብ ቻን2023 ተገሊፋ፣ ጁቬንቱስ 15 ነጥቢ ተቐጺዓ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ኣውስትራልያ ቅድድሙ ዛዚሙ

Natnael Tesfatsion Trek_segafredo.jfif

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኣልጀርያ ኣብ ተአንግዶ ዘላ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2023 ኢትዮጵያ ተሳትፎኣ ኣጠናቒቓ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ ሳንቶስ ቱር ዳውን ኣንደር ብዓወት ኣውስትራልያዊ ጀይ ቫይን ተዛዚሙ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንኡድ ምንቅስቓስ ብምርኣይ መበል 14 ኣትዩ፣ * ኣባል ጋንታ ኢንተርማሽ-ሰርከስ-ዎንቲ ዝኾነ ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ን2023 ዓሊምዎም ዘሎ ውራያት ዝርዝሮም ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ 23 ጥሪ ኣብ ጋቦን ዝጅምር መበል 16 ቅድድም ብሽግለታ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ንምስታፍ መፋነዊ ተኻይዱላ፣ * ሓንቲ ካብ’ተን ዝዓበያ ጋንታታት ዓለም ዝኾነት ኢጣልያዊት ዩቬንቱስ ብናይ ሓሶት ሕሳባት ተኸሲሳ 15 ነጥቢ ተቐጺዓ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኣልጀርያ ኣብ ተአንግዶ ዘላ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2023 ኢትዮጵያ ተሳትፎኣ ኣጠናቒቓ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ ሳንቶስ ቱር ዳውን ኣንደር ብዓወት ኣውስትራልያዊ ጀይ ቫይን ተዛዚሙ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንኡድ ምንቅስቓስ ብምርኣይ መበል 14 ኣትዩ፣ * ኣባል ጋንታ ኢንተርማሽ-ሰርከስ-ዎንቲ ዝኾነ ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ን2023 ዓሊምዎም ዘሎ ውራያት ዝርዝሮም ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ 23 ጥሪ ኣብ ጋቦን ዝጅምር መበል 16 ቅድድም ብሽግለታ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ንምስታፍ መፋነዊ ተኻይዱላ፣ * ሓንቲ ካብ’ተን ዝዓበያ ጋንታታት ዓለም ዝኾነት ኢጣልያዊት ዩቬንቱስ ብናይ ሓሶት ሕሳባት ተኸሲሳ 15 ነጥቢ ተቐጺዓ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now