ቁሪ በርቲዑ ገዛኹም ከተሙቕዎ እንከለኹም ካብ ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ካርቦንን ተጠንቀቑ

Credit: Getty / Dmitriy Yermishin/
ኣብ መላእ ሃገር ቁሪ እናሓየለ ኣብ ዝኸደሉ ኣውስትራልያውያን ገዝኦም ኣብ ዘውዕይሉ ወይ ዘሙቕሉ እዋን ከጋጥሙ ዝኽእሉ ተኽእሎታት ሓደጋ ከስተውዕሉሎም ሓደስቲ መጠንቀቕታታት ይወሃቡ’ለዉ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣብ’ዚ ወቕቲ ቁሪ ድሕሪ ዘጋጠሙ ምቅጻላት ኣባይትን ምምራዝ ጋዛት ካርቦንሞኖክሳይድን’ዮም።
Share