Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/07/2024) * ኣብ መበል 23 ውድድራት ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኣፍሪቃ ዝተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውድድራታ ፈጺማ ቀዳም ናብ ሃገራ ተመሊሳ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ንፈለማ ግዜ ካብ ኢጣልያ ከተማ ፍሎረንስ ብምብጋስ ተጀሚሩ፣ ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወት ዘመዝገበ ፈላማይ ኣፍሪቃዊ ንምዃን ይጽዕር፣ * ወይኒ ቀላቲ ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ኣሜሪካ ክትከውን ዝነበራ ሕልሚ ተጋሂዱ፣ * ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ተጀሚሮም፣ ጀርመን ኣንጻር ስፐይን፣ ስዊዘርላንድ ከኣ ኣንጻር እንግሊዝ ኣብ ርብዒ ፍጻመ ክገጥማ ምዃነን ኣረጋጊጸን፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/07/2024) * ኣብ መበል 23 ውድድራት ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኣፍሪቃ ዝተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውድድራታ ፈጺማ ቀዳም ናብ ሃገራ ተመሊሳ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ንፈለማ ግዜ ካብ ኢጣልያ ከተማ ፍሎረንስ ብምብጋስ ተጀሚሩ፣ ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወት ዘመዝገበ ፈላማይ ኣፍሪቃዊ ንምዃን ይጽዕር፣ * ወይኒ ቀላቲ ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ኣሜሪካ ክትከውን ዝነበራ ሕልሚ ተጋሂዱ፣ * ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ተጀሚሮም፣ ጀርመን ኣንጻር ስፐይን፣ ስዊዘርላንድ ከኣ ኣንጻር እንግሊዝ ኣብ ርብዒ ፍጻመ ክገጥማ ምዃነን ኣረጋጊጸን፣