Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/02/2025) * እጅጋየሁ ታየ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣልኼማ ተዓዊታ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ትሮፊዮ ሰስ ሳሊነስ ተሳቲፉ ራብዓይ ወጺኡ፣ ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ድማ ኣብ ጂሎንግ (ኣውስትራልያ) ተቐዳዲሞም፣ * ሞሮኮ ኣብ ተአንግዶ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2025 ተሳተፍቲ ሃገራት ዝሓለፈ ሰሙን ምድባተን ፈሊጠን፣ * ናይ መወዳእታ ዙርያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮንስ ሊግ ኤውሮጳ ሮቡዕ ተኻይዶም ኣብ ኣፈፈት ውድቀት ዝነበራ ማድሪድን ስቲን ወሲኽካ ዝበዝሓ ዓበይቲ ጋንታታት ዓለምና ናብ ዝቕጽል ዙር ምሕላፈን ኣረጋጊጸን፣ * መበል 24 ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ተኻይዶም ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ክሰዓሩ’ንከለዉ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ሕጂ’ውን ስለዝሰዓራ ፍልልየን ብማዕረ ይቕጽል፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/02/2025) * እጅጋየሁ ታየ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣልኼማ ተዓዊታ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ትሮፊዮ ሰስ ሳሊነስ ተሳቲፉ ራብዓይ ወጺኡ፣ ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ድማ ኣብ ጂሎንግ (ኣውስትራልያ) ተቐዳዲሞም፣ * ሞሮኮ ኣብ ተአንግዶ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2025 ተሳተፍቲ ሃገራት ዝሓለፈ ሰሙን ምድባተን ፈሊጠን፣ * ናይ መወዳእታ ዙርያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮንስ ሊግ ኤውሮጳ ሮቡዕ ተኻይዶም ኣብ ኣፈፈት ውድቀት ዝነበራ ማድሪድን ስቲን ወሲኽካ ዝበዝሓ ዓበይቲ ጋንታታት ዓለምና ናብ ዝቕጽል ዙር ምሕላፈን ኣረጋጊጸን፣ * መበል 24 ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ተኻይዶም ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ክሰዓሩ’ንከለዉ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ሕጂ’ውን ስለዝሰዓራ ፍልልየን ብማዕረ ይቕጽል፣