Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (03032025)! * ማራቶን ቶክዮ 2025 ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * ቀዳማይ ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ ሞሮኮ 2026 ኢትዮጵያ ዘደንቕ ውጽኢት ብምምዝጋብ ካብ'ተን ዝሓለፋ ኮይና፡ * ቢንያም ግርማይ በዓልቲ ቤቱ ካልኣይ ቆልዓ ከምዝወለደት ኣበሲሩ፡ ምስ ስድርኡ ክኸውን ድማ ቅድድማቱ ኣቋሪጹ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ፡ * ዙር ሩዋንዳ ሻብዓይን ናይ መወዳእታ መድረኽ ቅድድሙ ብምኽንያት ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብምስራዙ ኣዘራራቢ ኮይኑ፣ * ማንቸስተር ዩናይትድን ኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ካብ ግጥማት ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ተገሊፎም፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (03032025)! * ማራቶን ቶክዮ 2025 ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * ቀዳማይ ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ ሞሮኮ 2026 ኢትዮጵያ ዘደንቕ ውጽኢት ብምምዝጋብ ካብ'ተን ዝሓለፋ ኮይና፡ * ቢንያም ግርማይ በዓልቲ ቤቱ ካልኣይ ቆልዓ ከምዝወለደት ኣበሲሩ፡ ምስ ስድርኡ ክኸውን ድማ ቅድድማቱ ኣቋሪጹ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ፡ * ዙር ሩዋንዳ ሻብዓይን ናይ መወዳእታ መድረኽ ቅድድሙ ብምኽንያት ሕማቕ ኩነታት ኣየር ብምስራዙ ኣዘራራቢ ኮይኑ፣ * ማንቸስተር ዩናይትድን ኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ካብ ግጥማት ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ተገሊፎም፣