Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/06/2024) * ኢትዮጵያዊ ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ርክባት ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ኣብ ታሪኽ ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፣ * ቢንያም ግርማይ ሮቡዕ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ሰርኲት ፍራንኮ-በልጀ ኣደናቒ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋቡ ሰንበት ኣብ ብራስልስ ሳይክሊንግ ክላሲክ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሞሮኮ ናትናኤል ብርሃነ ዝርከቦም ኣርባዕተ ኤርትራውያን ንጋንታቶም ወኪሎም ይሳትፉ’ለዉ፣ * ሪያል ማድሪድ ንቦሩስያ ዶርትመንድ ስዒራ መበል 15 ጽዋዕ ሻምፒዮንስ ሊግ ክለባት ኤውሮጳ ክትዕወት’ንከላ ኣሰልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ኸኣ ንሓምሻይ ግዚኡ ተዓዊቱ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/06/2024) * ኢትዮጵያዊ ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ርክባት ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ኣብ ታሪኽ ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፣ * ቢንያም ግርማይ ሮቡዕ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ሰርኲት ፍራንኮ-በልጀ ኣደናቒ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋቡ ሰንበት ኣብ ብራስልስ ሳይክሊንግ ክላሲክ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሞሮኮ ናትናኤል ብርሃነ ዝርከቦም ኣርባዕተ ኤርትራውያን ንጋንታቶም ወኪሎም ይሳትፉ’ለዉ፣ * ሪያል ማድሪድ ንቦሩስያ ዶርትመንድ ስዒራ መበል 15 ጽዋዕ ሻምፒዮንስ ሊግ ክለባት ኤውሮጳ ክትዕወት’ንከላ ኣሰልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ኸኣ ንሓምሻይ ግዚኡ ተዓዊቱ፣