ዕግርግር ኣብ ፓሪስን ካልኦት ከተማታትን ዙር ፈረንሳ ካብ ስፐይን ምስ ተመልሰ ከየሰናኽሎ ተሰጊኡ፣ በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ታሪኽ ሰሪሑ

Police stand amid firecrackers on the third night of protests sparked by the fatal police shooting of a 17-year-old driver in the Paris suburb of Nanterre, France, Friday, June 30, 2023. Source: AP / Aurelien Morissard/AP/AAP Image
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/07/2023) * በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ 5000 ሜ ሓምሻይ ዝቐልጠፈ ግዜ ኣብ ታሪኽ'ቲ ውድድር ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፣ * ቢንያም ግርማይ ንጋንትኡ ኢንተርማርሸ-ዎንቲ-ሰርከስ ብምምራሕ ንፈለማ ግዜኡ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2023 ይሳተፍ ኣሎ፣ * ነዚ ምኽንያት ብምግባር መደበር ዜና ቢቢሲ ሰፊሕ መደብ ብዛዕባ ቢንያም ኣዳልያ፣ ንቅድድም ብሽግለታ ናብ ነብሲወከፍ ሃገር ኣብ ኣፍሪቃ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ክብል ኣሰልጣኒኡ ነበር ጂያን-ጃክ ሄንሪ ገሊጹ፣ * ህዝባዊ ቁጥዐን ናዕብታትን ዘኸተለ ቅትለት ሓደ መንእሰይ ኣብ ከተማ ፓሪስ ህቡባት ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ ፈረንሳ ግብረመልሲ ይህብሉ፣
Share