SKIP TO MAIN CONTENT

ኣማነ በሪሶ ኣብ ማራቶን ቫለንስያ ታሪኽ ሰሪሓ፣ ጉዕዞ ሰነጋል ኣብ ዋንጫ ዓለም ኣብቂዑ፣ ኣውስትራልያውያን ብጋንትኦም ይሕጎሱ

Amane Beriso makes history.jpg
Credit: Runnersworld

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/12/2022) * ኣማነ በሪሶ ኣብ ውድድር ማራቶን ‘ቫለንስያ’ ተዓዋቲት ኮይና፣ ለተሰንበት ግደይ ንፈለማ ግዚኣ ተሳቲፋ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ * ሻምፒዮን ዓለም ኢትዮጵያዊት ጎትይቶም ገብረስላሰን ኬንያዊ ኤልዮድ ኪፕቸገን ዝመጽእ ዓመት ኣብ ማራቶን ቦስተን ንፈለማ ግዚኦም ክሳተፉ’ዮም፣ * ኢትዮጵያውያን ተቐዳደምቲ ዝሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ መንእሰያት ደቂተባዕትዮ ሲኤሲ ናይል ቱር ኣብ ኣስዋን፣ ምስሪ፣ ይካየድ ኣሎ፣ * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንዝመጽእ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ/ቻን ንምድላው ክሳብ 42 ዝኾኑ ተጻወቲ ጸዊዑ፣ * ጉዕዞ ሰነጋል ኣብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ኣብ ዘኽተመሉ ተጻወቲ ኣውስትራልያ ደገፍቲ ሃገሮም በቲ ዘርኣይዎ ብቕዓት ሕጉሳት ምዃኖም ከምዘሐበኖም ገሊጾም ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም፣ ሰናይ ምክትታል።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/12/2022) * ኣማነ በሪሶ ኣብ ውድድር ማራቶን ‘ቫለንስያ’ ተዓዋቲት ኮይና፣ ለተሰንበት ግደይ ንፈለማ ግዚኣ ተሳቲፋ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ * ሻምፒዮን ዓለም ኢትዮጵያዊት ጎትይቶም ገብረስላሰን ኬንያዊ ኤልዮድ ኪፕቸገን ዝመጽእ ዓመት ኣብ ማራቶን ቦስተን ንፈለማ ግዚኦም ክሳተፉ’ዮም፣ * ኢትዮጵያውያን ተቐዳደምቲ ዝሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ መንእሰያት ደቂተባዕትዮ ሲኤሲ ናይል ቱር ኣብ ኣስዋን፣ ምስሪ፣ ይካየድ ኣሎ፣ * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንዝመጽእ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ/ቻን ንምድላው ክሳብ 42 ዝኾኑ ተጻወቲ ጸዊዑ፣ * ጉዕዞ ሰነጋል ኣብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ኣብ ዘኽተመሉ ተጻወቲ ኣውስትራልያ ደገፍቲ ሃገሮም በቲ ዘርኣይዎ ብቕዓት ሕጉሳት ምዃኖም ከምዘሐበኖም ገሊጾም ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም፣ ሰናይ ምክትታል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now