Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/05/2025) * ኢትዮጵያዊ ጥላሁን ንጉሰ ሓድሽ ክብረወሰን ናይ’ቲ ውራይ ብምምዝጋብ ተዓዋቲ ማራቶን ቤልፋስት ኮይኑ፡ * ጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ሻንግሃይ 2025 ዝድነቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ሓያሎ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ዝተሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ ቱርኪየ ሰንበት ተዛዚሙ፣ * ኣማኑኤል ገ/ሄር ድማ ናይ ዙር ሮማንዲ ተሳትፎኡ ኣጠናቒቑ፡ * ኣርሰናል ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ቻምፒዮንስ ሊግ ኣብ ሜድኦም ስዕረት ድሕሪ ምስካሞም ወሳኒ ካልኣይ እግሪ ግጥም ኣብ ፓሪስ ይጽበዮም፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ሻምፒዮን ምዃና ካብ ተረጋግጽ ንደሓር ናይ ፈለማያ ስዕረት ኣብ ኢድ ቸልሲ ተሰኪማ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ራብዓይ ተርታ ቦትኣ ከተደልድል ሓጊዙ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/05/2025) * ኢትዮጵያዊ ጥላሁን ንጉሰ ሓድሽ ክብረወሰን ናይ’ቲ ውራይ ብምምዝጋብ ተዓዋቲ ማራቶን ቤልፋስት ኮይኑ፡ * ጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ሻንግሃይ 2025 ዝድነቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ሓያሎ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ዝተሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ ቱርኪየ ሰንበት ተዛዚሙ፣ * ኣማኑኤል ገ/ሄር ድማ ናይ ዙር ሮማንዲ ተሳትፎኡ ኣጠናቒቑ፡ * ኣርሰናል ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ቻምፒዮንስ ሊግ ኣብ ሜድኦም ስዕረት ድሕሪ ምስካሞም ወሳኒ ካልኣይ እግሪ ግጥም ኣብ ፓሪስ ይጽበዮም፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ሻምፒዮን ምዃና ካብ ተረጋግጽ ንደሓር ናይ ፈለማያ ስዕረት ኣብ ኢድ ቸልሲ ተሰኪማ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ራብዓይ ተርታ ቦትኣ ከተደልድል ሓጊዙ፣