The first goal by Ibrahimovic for Manchester United Source: AFPሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ዝላታን ኢብራሂሞቪች ካብ ኩዕሶ እግሪ ክሰናበት ‘ንከሎ ሊዮነል መሲን ሰርጂዮ ራሞስን ካብ ፒኤስጂ ካሪም በንዘማን ኤደን ሃዛርድን ከኣ ካብ ማድሪድ ተሰናቢቶም፣ * ኬንያዊት ፈይዝ ኪፕየጎን ብገንዘበ ዲባባ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረወሰን 1500 ሜ ሓማሺሻቶ፣ * ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ኣትሌታቱ መጻረዪ ውድድር 10000ሜ ኣብ ስፐይን ክካየድ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም 'ብራስልስ ሳይክሊንግ ክላሲክ' ራብዓይ ወጺኡ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ክሪተሪየም ዱ ዶውፊነ ሰንበት ተጀሚሩ፣ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮንን ይሳተፉ’ለዉ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ዝላታን ኢብራሂሞቪች ካብ ኩዕሶ እግሪ ክሰናበት ‘ንከሎ ሊዮነል መሲን ሰርጂዮ ራሞስን ካብ ፒኤስጂ ካሪም በንዘማን ኤደን ሃዛርድን ከኣ ካብ ማድሪድ ተሰናቢቶም፣ * ኬንያዊት ፈይዝ ኪፕየጎን ብገንዘበ ዲባባ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረወሰን 1500 ሜ ሓማሺሻቶ፣ * ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ኣትሌታቱ መጻረዪ ውድድር 10000ሜ ኣብ ስፐይን ክካየድ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም 'ብራስልስ ሳይክሊንግ ክላሲክ' ራብዓይ ወጺኡ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ክሪተሪየም ዱ ዶውፊነ ሰንበት ተጀሚሩ፣ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮንን ይሳተፉ’ለዉ፣