SKIP TO MAIN CONTENT

ቢንያም ግርማይ ጽላሎት መዛዘሚ መስመር ምርኣይ ከሊእዎ ክንሱ ኣብ 2023 ናይ ፈለማ ዓወቱ ኣመዝጊቡ፣ ርእሱ ሒምዎ ግን ኣቋሪጹ

74th Volta a la Comunitat Valenciana 2023 - Stage 1
ALTEA, SPAIN - FEBRUARY 01: Biniam Girmay of Eritrea and Team Intermarche’ – Circus – Wanty celebrates at finish line as stage winner during the 74th Volta a la Comunitat Valenciana 2023 - Stage 1 a 189,4km stage from Orihuela to Altea / #VCV2023 / #VoltaValenciana / on February 01, 2023 in Altea, Spain. (Photo by Dario Belingheri/Getty Images) Credit: Dario Belingheri/Getty Images

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኢትዮጵያውን ኣትሌታት ኣለምነሽ ጉታን ቀበነ ኡሪሳን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ ኣክሰስ ባንክ ሌጎስ ሲቲ ማራቶን ቀዳመይትን ካልኣይትን ብምውጻእ ተዓዊተን፣ * ቢንያም ግርማይ ብምኽንያት ኣብ ግዜ ዕራርቦ ዝተፈጥረ ጽላሎት መዛዘሚ መስመር ክርእዮ ይኽእል እንተዘይነበረ’ኳ ናይ ፈለማ ዓወቱ ኣብ 2023 ኣመዝጊቡ፣ እንተኾነ ግን ርእሱ ሓሚሙ ካብ ቅድድም ኣቋሪጹ፣ * ኣብ ኣልጀርያ ክካየድ ዝቐነየ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2023 ብዓወት ሰነጋል ተዛዚሙ፣ * ቀዳመ ሰንበት ድሕሪ ዝተኻየዱ ግጥማት ምረሻ ናፖሊን ባርሴሎናን ናህሪ ክውስኽ እንከሎ ኣርሴናል ግን ብሓድሽ ኣሰልጣኒ ሾውን ዳይሽን ኤቨርተንን መግትኢ ተገይሩላ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኢትዮጵያውን ኣትሌታት ኣለምነሽ ጉታን ቀበነ ኡሪሳን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ ኣክሰስ ባንክ ሌጎስ ሲቲ ማራቶን ቀዳመይትን ካልኣይትን ብምውጻእ ተዓዊተን፣ * ቢንያም ግርማይ ብምኽንያት ኣብ ግዜ ዕራርቦ ዝተፈጥረ ጽላሎት መዛዘሚ መስመር ክርእዮ ይኽእል እንተዘይነበረ’ኳ ናይ ፈለማ ዓወቱ ኣብ 2023 ኣመዝጊቡ፣ እንተኾነ ግን ርእሱ ሓሚሙ ካብ ቅድድም ኣቋሪጹ፣ * ኣብ ኣልጀርያ ክካየድ ዝቐነየ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2023 ብዓወት ሰነጋል ተዛዚሙ፣ * ቀዳመ ሰንበት ድሕሪ ዝተኻየዱ ግጥማት ምረሻ ናፖሊን ባርሴሎናን ናህሪ ክውስኽ እንከሎ ኣርሴናል ግን ብሓድሽ ኣሰልጣኒ ሾውን ዳይሽን ኤቨርተንን መግትኢ ተገይሩላ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now