Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/05/2024) * ኣብ ጀነቫ፣ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ውድድር ማራቶን ጀነቫ ኤርትራዊ ክብሮም ወልደሚካኤል ተዓዊቱ፣ * ኢትዮጵያዊያን ለሚ ብርሃኑ ሃይለን በዳቱ ሂርፓ ባዳነን ኣብ ማራቶን ፕራግ ተዓዊቶም፣ * ቀነኒሳ በቀለን ሲሳይ ለማን ዝርከብዎም ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ማራቶን ኣብ ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ዝሳተፉ ሽዱሽተ ኣትሌታት ተመሪጾም፣ * ሸውዓተ ኣትሌታት ንጋንታ ኦሎምፒክስ ስደተኛታት ኣብ ውድድራት ኣትከቲክስ ኣብ ግጥማት ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ክሳተፉ ተመሪጾም፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ቤኒን ብዓወት ኤርትራዊ ኣባል ጋንታ ባይክ ኤይድ ኣብ ምድብ ነጥቢ ተዛዚሙ፣ * ኣብ ቅ/ብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ኸኣ ቢንያም ግርማይ፣ ኣማኑኤል ገ/ሄርን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ንኣፍሪቃ ወኪሎም ይሳተፉ’ለዉ፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስር ሲቲ ደድሕሪ ኣርሰናል ዓወት ምምዝጋባ ሻምፒዮን ናይ ምዃን ዕድላ ዝያዳ ተስፍሕ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/05/2024) * ኣብ ጀነቫ፣ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ውድድር ማራቶን ጀነቫ ኤርትራዊ ክብሮም ወልደሚካኤል ተዓዊቱ፣ * ኢትዮጵያዊያን ለሚ ብርሃኑ ሃይለን በዳቱ ሂርፓ ባዳነን ኣብ ማራቶን ፕራግ ተዓዊቶም፣ * ቀነኒሳ በቀለን ሲሳይ ለማን ዝርከብዎም ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ማራቶን ኣብ ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ዝሳተፉ ሽዱሽተ ኣትሌታት ተመሪጾም፣ * ሸውዓተ ኣትሌታት ንጋንታ ኦሎምፒክስ ስደተኛታት ኣብ ውድድራት ኣትከቲክስ ኣብ ግጥማት ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ክሳተፉ ተመሪጾም፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ቤኒን ብዓወት ኤርትራዊ ኣባል ጋንታ ባይክ ኤይድ ኣብ ምድብ ነጥቢ ተዛዚሙ፣ * ኣብ ቅ/ብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ኸኣ ቢንያም ግርማይ፣ ኣማኑኤል ገ/ሄርን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ንኣፍሪቃ ወኪሎም ይሳተፉ’ለዉ፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስር ሲቲ ደድሕሪ ኣርሰናል ዓወት ምምዝጋባ ሻምፒዮን ናይ ምዃን ዕድላ ዝያዳ ተስፍሕ፣