Source: @Dauphineሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/06/2021) * ኢትዮጵያዊ ተቐዳዳማይ ጽጋቡ ግርማይ ተሳትፎኡ ኣብ ቅ/ብ ክራይተርዩም ዱ ዶፊን ክዛዝም እንከሎ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ ጂሮ ሲክሊስቶ ድ’ኢታልያ ናይ ፖድየም ዓወት ብምምዝጋብ ይምርሽ ኣሎ፡ * ኣብ ግጥማት ባይታ ቴኒስ ፍሬንች ኦፕን 2021 ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ ሽወደናዊ ሚካኤል ይመር ኣብ ሳልሳይ ዙርያ ግጥም ተሳዒሩ፡ * ግጥማት ኩ’እግሪ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ካብ ጸጥታዊ ዕግር ዝሓመሳ ኮሎምቢያን ኮቪድ ዝሓመሳ ኣርጀንቲናን ናብ’ታ ክልቲኡ ዝሓመሳ ብራዚል ክካየድ ድሕሪ ምቕያሩ ክካየድ ድዩ ኣይኮነን ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/06/2021) * ኢትዮጵያዊ ተቐዳዳማይ ጽጋቡ ግርማይ ተሳትፎኡ ኣብ ቅ/ብ ክራይተርዩም ዱ ዶፊን ክዛዝም እንከሎ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ ጂሮ ሲክሊስቶ ድ’ኢታልያ ናይ ፖድየም ዓወት ብምምዝጋብ ይምርሽ ኣሎ፡ * ኣብ ግጥማት ባይታ ቴኒስ ፍሬንች ኦፕን 2021 ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ ሽወደናዊ ሚካኤል ይመር ኣብ ሳልሳይ ዙርያ ግጥም ተሳዒሩ፡ * ግጥማት ኩ’እግሪ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ካብ ጸጥታዊ ዕግር ዝሓመሳ ኮሎምቢያን ኮቪድ ዝሓመሳ ኣርጀንቲናን ናብ’ታ ክልቲኡ ዝሓመሳ ብራዚል ክካየድ ድሕሪ ምቕያሩ ክካየድ ድዩ ኣይኮነን ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ