Dopo 15 anni di assenza, Maradona torna a Napoli nel 2004 e viene accolto come un re. Source: AAP, AP / AAP Image/AP Photo/Salvatore Laportaሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/05/2023) * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ኣልማዛዊ ሊግ ዶሓ፣ ኣብ ውድድር 3000 ሜ ደቂተባዕትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሰለስቲኡ ቦታታት ፖዲየም ብምውሳድ ተዓዊቶም፣ * ኣብ ማራቶን ፕራግ ኢትዮጵያዊት ወርቅነሽ ኢደሳ ተዓዊታ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ድ’ኢታልያ ቀዳም ብቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ተኸፊቱ፣ ኤርትራዊያን ኣማኑኤል ገ/ሄር፣ ናትናኤል ተስፋጽዮንን ሄኖክ ምሉእብርሃን ይሳተፉ’ለው፣ * ኣብ ዜናታት ኩዕሶ እግሪ ናፖሊ ድሕሪ እዋናት ዲያጎ ማራዶና ንፈለማ ግዜ ድሕሪ 33 ዓመት ሻምፒዮን ኢጣልያ ወይ ሴረ ኣ ኮይና፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ክከኣ ኣርሰናል ንኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ስዒራ ሻምፒዮን ናይ ምዃን ጸቢብ ተስፋኣ ኣለምሊማ፣ ደገፍቲ ሊቨርፑል ኣብ ክንዲ ሃገራዊ መዝሙር ስም ጋንትኦም ኣቃሊሖም፣ ስነስርዓት ምረቓ ንጉስ ቻርለስ ኣይግድሰናን ይብሉ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/05/2023) * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ኣልማዛዊ ሊግ ዶሓ፣ ኣብ ውድድር 3000 ሜ ደቂተባዕትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሰለስቲኡ ቦታታት ፖዲየም ብምውሳድ ተዓዊቶም፣ * ኣብ ማራቶን ፕራግ ኢትዮጵያዊት ወርቅነሽ ኢደሳ ተዓዊታ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ድ’ኢታልያ ቀዳም ብቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ተኸፊቱ፣ ኤርትራዊያን ኣማኑኤል ገ/ሄር፣ ናትናኤል ተስፋጽዮንን ሄኖክ ምሉእብርሃን ይሳተፉ’ለው፣ * ኣብ ዜናታት ኩዕሶ እግሪ ናፖሊ ድሕሪ እዋናት ዲያጎ ማራዶና ንፈለማ ግዜ ድሕሪ 33 ዓመት ሻምፒዮን ኢጣልያ ወይ ሴረ ኣ ኮይና፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ክከኣ ኣርሰናል ንኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ስዒራ ሻምፒዮን ናይ ምዃን ጸቢብ ተስፋኣ ኣለምሊማ፣ ደገፍቲ ሊቨርፑል ኣብ ክንዲ ሃገራዊ መዝሙር ስም ጋንትኦም ኣቃሊሖም፣ ስነስርዓት ምረቓ ንጉስ ቻርለስ ኣይግድሰናን ይብሉ፣