SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራዊት ራሄል ዳንኤል ክልተ ዓበይቲ ዓወታት ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣመዝጊባ፣ ኢትዮጵያዊት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ ዓመታት ናብ ውድድር ትምለስ

Rahel-Daniel-5 Athletics.jpg
Credit: Athletics News

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኤርትራዊት ኣትሌት ራሄል ዳንኤል ዝሓለፈ ሰሙን ክልተ ዓበይቲ ዓወታት ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ከተመዝግብ እንከላ ኢትዮጵያዊ ሰሎሞን ባሬጋ ኸኣ ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ሰንበት ተዓዊቱ፣ * ሓንቲ ካብ’ቶም ኣዝዮም ዕዉታት ኣትሌታት ኣብ ዓለም ዝኾነት ጥሩነሽ ዲባባ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ተኣልያ ድሕሪ ምጽናሕ ከተማ ህዩስተን፣ ቴክሳስ፣ ተመሊሳ ክትወዳደር ምዃና ተፈሊጡ፣ * ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ዙር ፈረንሳ 2023 ስም ተሳተፍቲ ጋንታታት ቅድድም ብሽግለታ ኣዳለውቲ’ቲ ቅድድም ኣፍሊጦም፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ክሳብ ሕጂ ተሳተፍቲ ምዃኖም ዝተረጋገጹ ተቐዳደምቲ ዞባና ኮይኖም ኣለዉ፣ * ሴካፋ ንፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ታንዛንያ ዋላስ ካሪያ ፕረዚደንት ኮይኑ ክቕጽል ደጊሙ ክመርጾ’ንከሎ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳይያስ ጂራ ምክትል ኮይኑ ተመሪጹ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኤርትራዊት ኣትሌት ራሄል ዳንኤል ዝሓለፈ ሰሙን ክልተ ዓበይቲ ዓወታት ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ከተመዝግብ እንከላ ኢትዮጵያዊ ሰሎሞን ባሬጋ ኸኣ ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ሰንበት ተዓዊቱ፣ * ሓንቲ ካብ’ቶም ኣዝዮም ዕዉታት ኣትሌታት ኣብ ዓለም ዝኾነት ጥሩነሽ ዲባባ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ውድድር ተኣልያ ድሕሪ ምጽናሕ ከተማ ህዩስተን፣ ቴክሳስ፣ ተመሊሳ ክትወዳደር ምዃና ተፈሊጡ፣ * ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ዙር ፈረንሳ 2023 ስም ተሳተፍቲ ጋንታታት ቅድድም ብሽግለታ ኣዳለውቲ’ቲ ቅድድም ኣፍሊጦም፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ክሳብ ሕጂ ተሳተፍቲ ምዃኖም ዝተረጋገጹ ተቐዳደምቲ ዞባና ኮይኖም ኣለዉ፣ * ሴካፋ ንፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ታንዛንያ ዋላስ ካሪያ ፕረዚደንት ኮይኑ ክቕጽል ደጊሙ ክመርጾ’ንከሎ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳይያስ ጂራ ምክትል ኮይኑ ተመሪጹ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now