Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/02/2025) * ኢትዮጵያዊት ፍረወይኒ ሃይሉ ንሳልሳይ ግዚኣ ኣብ ውድድር 3000 ሜ ተሳቲፋ ሓደ ካብ’ቶም ካብ ኩሉ እዋናት ዝቐልጠፉ ግዜታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኣልጀርያ ኣብ ዘአንገደቶ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ሳኪያት ሲዲ ዩሱፍ ሚልኪያስ ማእከለ ድሕሪ ምዕዋቱ ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ተሳትፎኣ ጀሚራ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ መስቓጥ ክላሲክ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ዝድነቕ ሳልሳይ ወጺኡ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ዓዲ እንግሊዝ ወይ ኤፍኤ ካፕ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ሒዛ ትርከብ ሊቨርፑል ኣብ ቀዳማይ ዲቪዥን ሻምፒዮንሺፕ ትጻወት ጋንታ ኣርጋይል ፕሊመዝ ድሕሪ ዘሰከመታ ዘይትጽቢታዊ ስዕረት ኣርባዕተ ጽዋዓት ኣብ’ዚ ወቕቲ ክትዕወት ዝነበራ ተኽእሎ ቅሂሙ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/02/2025) * ኢትዮጵያዊት ፍረወይኒ ሃይሉ ንሳልሳይ ግዚኣ ኣብ ውድድር 3000 ሜ ተሳቲፋ ሓደ ካብ’ቶም ካብ ኩሉ እዋናት ዝቐልጠፉ ግዜታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኣልጀርያ ኣብ ዘአንገደቶ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ሳኪያት ሲዲ ዩሱፍ ሚልኪያስ ማእከለ ድሕሪ ምዕዋቱ ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ተሳትፎኣ ጀሚራ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ መስቓጥ ክላሲክ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ዝድነቕ ሳልሳይ ወጺኡ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ዓዲ እንግሊዝ ወይ ኤፍኤ ካፕ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ሒዛ ትርከብ ሊቨርፑል ኣብ ቀዳማይ ዲቪዥን ሻምፒዮንሺፕ ትጻወት ጋንታ ኣርጋይል ፕሊመዝ ድሕሪ ዘሰከመታ ዘይትጽቢታዊ ስዕረት ኣርባዕተ ጽዋዓት ኣብ’ዚ ወቕቲ ክትዕወት ዝነበራ ተኽእሎ ቅሂሙ፣