Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (10032025) * ማራቶን ናጎያ ሰንበት ተኻይዱ ኬንያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * ቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ኒስ ሰንበት ተጀሚሩ፡ ኣብ ቅድድም ስትራደ ቢያንከ ድማ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተሳቲፉ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ቀዳመ ሰንበት መበል 28 ዙርያ ግጥማቱ ኣካይዱ ኣርሰናል ንሳልሳይ ተኸታታሊ ግዚኣ ሰንከልከል ብምባል ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ማዕረ ክትወጽእ'ንከላ ብገፊሕ ነጥብታት ፍልልይ ኣብ ዝለዓለ ተርታ ትርከብ ሊቨርፑል ድማ ብቐሊሉ ተዓዊታ ሻምፒዮን ክተከውን እናቐረበት ትመጽእ ኣላ፣
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (10032025) * ማራቶን ናጎያ ሰንበት ተኻይዱ ኬንያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ * ቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ኒስ ሰንበት ተጀሚሩ፡ ኣብ ቅድድም ስትራደ ቢያንከ ድማ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተሳቲፉ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ቀዳመ ሰንበት መበል 28 ዙርያ ግጥማቱ ኣካይዱ ኣርሰናል ንሳልሳይ ተኸታታሊ ግዚኣ ሰንከልከል ብምባል ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ማዕረ ክትወጽእ'ንከላ ብገፊሕ ነጥብታት ፍልልይ ኣብ ዝለዓለ ተርታ ትርከብ ሊቨርፑል ድማ ብቐሊሉ ተዓዊታ ሻምፒዮን ክተከውን እናቐረበት ትመጽእ ኣላ፣
Check out our podcast collection here