Credit: Intermarche-Circus-Wantyሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/04/2023) * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዉበቱ ኣባተ ካብ ሓላፍነቱ ክወርድ ዘለዎ ድሌት ዝገልጽ ደብዳበ ናብ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ከምዘቕረበ ተገሊጹ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፍላንደርስ ድሕሪ ዘጋጠሞ ሓደጋ ኣብ ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኩነታቱ ከምዝተመሓየሸ ጋንትኡ ከተፍልጥ እንከላ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ኣኽሊሉ ኣረፋይነ ከኣ ኣብ መንእሰያት ተማዕብለሉ ክፋል ናይ’ታ ጋንታ ምጽባሩ ሓቢራ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ’ዚ ቀዳመ ሰንበት ድሕሪ ዘካየዶም ዙርያ ግጥማት ኣብ መንጎ ኣብ መሪሕነት መሳልል ጋንታታት ዘላ ኣርሰናልን ትኽተላ ዘላ ማንቸስተር ሲቲን ዘሎ ፍልልይ ነጥቢ ናብ 6 ድሕሪ ምድያቡ ሻምፒዮና መን ትኸውን ዝብል ንሕንሕ ክሳብ መወዳእታ ከምዝኸይድ ኣመልኪቶም፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/04/2023) * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዉበቱ ኣባተ ካብ ሓላፍነቱ ክወርድ ዘለዎ ድሌት ዝገልጽ ደብዳበ ናብ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ከምዘቕረበ ተገሊጹ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፍላንደርስ ድሕሪ ዘጋጠሞ ሓደጋ ኣብ ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኩነታቱ ከምዝተመሓየሸ ጋንትኡ ከተፍልጥ እንከላ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ኣኽሊሉ ኣረፋይነ ከኣ ኣብ መንእሰያት ተማዕብለሉ ክፋል ናይ’ታ ጋንታ ምጽባሩ ሓቢራ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ’ዚ ቀዳመ ሰንበት ድሕሪ ዘካየዶም ዙርያ ግጥማት ኣብ መንጎ ኣብ መሪሕነት መሳልል ጋንታታት ዘላ ኣርሰናልን ትኽተላ ዘላ ማንቸስተር ሲቲን ዘሎ ፍልልይ ነጥቢ ናብ 6 ድሕሪ ምድያቡ ሻምፒዮና መን ትኸውን ዝብል ንሕንሕ ክሳብ መወዳእታ ከምዝኸይድ ኣመልኪቶም፣