Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/06/2024) * ኤርትራ ዝመበቆላ ጓል 16 ዓመት መንእሰይ ኣሜሪካዊት ሊሊ ዪውሃንስ ንፈለማ ግዜ ንኣሜሪካ ወኪላ ተሰሊፋ ሽቶ ኣመዝጊባ፣ ሃገራት ከኣ ዜግነተን ክትወስድ ይመናጠላላ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን ክልተ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ኣካይዳ ኣንጻር ጊኒቢሳውን ጂቡቲን ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሞሮኮ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ንጋንታቶም ወኪሎም ተሳቲፎም ናትናኤል ብርሃነ ብሓፈሽኡ ሳልሳይ ወጺኡ፣ * ኣብ መፋነዊ ግጥማታ ናብ ግጥማት ዩሮ 2024 ዝተሳዕረት እንግሊዝ ንደገፍታ ስክፍታ ፈጢራትሎም፣ ገለ ጋዜጣታት’ታ ሃገር ግን ኣብ ጸለምቲ ዘቕንዐ ዘመተ ምክያደን ነቐፌታ ይቐርበለን፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/06/2024) * ኤርትራ ዝመበቆላ ጓል 16 ዓመት መንእሰይ ኣሜሪካዊት ሊሊ ዪውሃንስ ንፈለማ ግዜ ንኣሜሪካ ወኪላ ተሰሊፋ ሽቶ ኣመዝጊባ፣ ሃገራት ከኣ ዜግነተን ክትወስድ ይመናጠላላ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን ክልተ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ኣካይዳ ኣንጻር ጊኒቢሳውን ጂቡቲን ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሞሮኮ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ንጋንታቶም ወኪሎም ተሳቲፎም ናትናኤል ብርሃነ ብሓፈሽኡ ሳልሳይ ወጺኡ፣ * ኣብ መፋነዊ ግጥማታ ናብ ግጥማት ዩሮ 2024 ዝተሳዕረት እንግሊዝ ንደገፍታ ስክፍታ ፈጢራትሎም፣ ገለ ጋዜጣታት’ታ ሃገር ግን ኣብ ጸለምቲ ዘቕንዐ ዘመተ ምክያደን ነቐፌታ ይቐርበለን፣