Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/11/2024) * ጸሃይ ገመቹ ጥሕሰት ድንፋዐ ደምን ብቕዓትን ፈጺማ ተባሂላ ን4 ዓመታት ድሕሪ ምእጋዳ ካልእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት እብሲት ጥላሁን ኣስረስ'ውን ኣብ'ዚ ሰሙን እገዳ ተነቢሩላ፣ * ሻምፒዮን ውድድር ማራቶን ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ኢትዮጵያዊ ታምራት ቶላን ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰንን ንብሉጽ ኣትሌት ናይ'ዚ ዓመት ተሓጽዮም ኣብ ፍጻመ በጺሖም፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲን ኣርሰናልን ሰንከልከል ኣብ ዝብላሉ ዘለዋ እዋን ሊቨርፑል ፍልልያ ብምግፋሕ መሪሕነታ ኣደልዲላ, * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትዕወት ሓጊዙ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/11/2024) * ጸሃይ ገመቹ ጥሕሰት ድንፋዐ ደምን ብቕዓትን ፈጺማ ተባሂላ ን4 ዓመታት ድሕሪ ምእጋዳ ካልእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት እብሲት ጥላሁን ኣስረስ'ውን ኣብ'ዚ ሰሙን እገዳ ተነቢሩላ፣ * ሻምፒዮን ውድድር ማራቶን ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ኢትዮጵያዊ ታምራት ቶላን ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰንን ንብሉጽ ኣትሌት ናይ'ዚ ዓመት ተሓጽዮም ኣብ ፍጻመ በጺሖም፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲን ኣርሰናልን ሰንከልከል ኣብ ዝብላሉ ዘለዋ እዋን ሊቨርፑል ፍልልያ ብምግፋሕ መሪሕነታ ኣደልዲላ, * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትዕወት ሓጊዙ፣