Credit: NY 10K Orgnisersሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/06/2023) * ማንቸስተር ሲቲ ፕሪምየር ሊግን ዋንጫታት ኤፍኤካፕን ሻምፒዮንስ ሊግን ብምውሳድ ኣብ ሓደ ወቕቲ ስሉስ ዓወት ወይ ትሬብል ኣመዝጊባ፣ * ሰንበረ ተፈሪ ብሉጽ ውልቃዊ ግዜን ክብረወሰንን ብምምዝጋብ ኣብ ኒው ዮርክ ክትዕወት እንከላ ለመቻ ግርማ ኣብ ፓሪስ ተዓዊቱ፣ * ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ማራቶንን 10ሽሕ ሜትሮን ናሆም ኤርምያስን ራሄል ዳንኤልን ዕዉታት ኮይኖም፣ * ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ዙር ሞውሪሸስ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ * ኖቫክ ጆኮቪች ኣብ ግጥም ባይታ ቴኒስ ፍሬንች ኦፐን ተዓዊቱ፣ ንራፋኤል ናዳል በሊጹ ኸኣ ዝበዝሐ ግራንድ ስላም ዝተዓወተ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/06/2023) * ማንቸስተር ሲቲ ፕሪምየር ሊግን ዋንጫታት ኤፍኤካፕን ሻምፒዮንስ ሊግን ብምውሳድ ኣብ ሓደ ወቕቲ ስሉስ ዓወት ወይ ትሬብል ኣመዝጊባ፣ * ሰንበረ ተፈሪ ብሉጽ ውልቃዊ ግዜን ክብረወሰንን ብምምዝጋብ ኣብ ኒው ዮርክ ክትዕወት እንከላ ለመቻ ግርማ ኣብ ፓሪስ ተዓዊቱ፣ * ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ማራቶንን 10ሽሕ ሜትሮን ናሆም ኤርምያስን ራሄል ዳንኤልን ዕዉታት ኮይኖም፣ * ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ዙር ሞውሪሸስ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ * ኖቫክ ጆኮቪች ኣብ ግጥም ባይታ ቴኒስ ፍሬንች ኦፐን ተዓዊቱ፣ ንራፋኤል ናዳል በሊጹ ኸኣ ዝበዝሐ ግራንድ ስላም ዝተዓወተ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ፣