The Philippines will donate $100,000 in humanitarian aid to earthquake victims in Türkiye. Source: EPA / SEDAT SUNA/EPA/AAP Imageሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኢትዮጵያውያን ኣብዲሳ ቶላን ደራ ዲዳን ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዱባይ ድርብ ዓወት ናይ ኣዝማድን ሃገርን ኣመዝጊቦም፣ * ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ፖላንድ ኣብ ርክባት ውድድር ጉያ እግሪ ሓደ ማይል ውሽጢ ኣዳራሽ ኣብ ታሪኽ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ከተመዝግብ ‘ከላ ኣብ 3000 ሜ ንፈለማ እዋና ዝተሳተፈት ፍረወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ፣ * ኣብ ጋና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኮንፈደረሽን ቅ/ብ ኣፍሪቃ 2023 ኤርትራ ብቅልጣፈ ግዜ ብጋንታ ብሩር ክትስለም እንከላ ኣብ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ መንእሰያት ደቀንስትዮ ብውልቂ ኢትዮጵያ ነሓስ ተሰሊማ፣ * ኣብ ፊጉወራ ቻምፒዮንሺፕስ ክላሲክ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሓምሻይ ወጺኡ፣ * ኣብ ቱርክን ሶርያን ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 35000 ሰባት ምቕዛፉ ኣብ ዝቃልሓሉ ዘሎ እዋን ገለ ፕሮፌሽናል ተጻወቲ ኣብ’ቲ ክስተት ዘጋጠመሉ ቦታ ከምዝነበሩን ግዳያት ከምዝኾኑን ይጽብጸብ
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኢትዮጵያውያን ኣብዲሳ ቶላን ደራ ዲዳን ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዱባይ ድርብ ዓወት ናይ ኣዝማድን ሃገርን ኣመዝጊቦም፣ * ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ፖላንድ ኣብ ርክባት ውድድር ጉያ እግሪ ሓደ ማይል ውሽጢ ኣዳራሽ ኣብ ታሪኽ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ከተመዝግብ ‘ከላ ኣብ 3000 ሜ ንፈለማ እዋና ዝተሳተፈት ፍረወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ፣ * ኣብ ጋና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኮንፈደረሽን ቅ/ብ ኣፍሪቃ 2023 ኤርትራ ብቅልጣፈ ግዜ ብጋንታ ብሩር ክትስለም እንከላ ኣብ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ መንእሰያት ደቀንስትዮ ብውልቂ ኢትዮጵያ ነሓስ ተሰሊማ፣ * ኣብ ፊጉወራ ቻምፒዮንሺፕስ ክላሲክ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሓምሻይ ወጺኡ፣ * ኣብ ቱርክን ሶርያን ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 35000 ሰባት ምቕዛፉ ኣብ ዝቃልሓሉ ዘሎ እዋን ገለ ፕሮፌሽናል ተጻወቲ ኣብ’ቲ ክስተት ዘጋጠመሉ ቦታ ከምዝነበሩን ግዳያት ከምዝኾኑን ይጽብጸብ