Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/05/2024) * ኣብ ዶሓ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ዋንዳ ኢትዮጵያውያን ሳሙኤል ፍሬውን ፍረወይኒ ሃይሉን ተዓዊቶም፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ኣብ ራብዓይ መድረኽ ድሕሪ ዘጋጠሞ መውደቕቲ ካብ ቅድድም ኣቋሪጹ፣ መጉዳእቱ ግን ፈኲስ ከምዝኾነን ኣብ ቀረባ ግዜ ክምለስ ምዃኑን ገሊጹ፣ ኣማኑኤል ገ/ሄርን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ተሳትፎኦም ይቕጽሉ፣ * ፈረንሳዊ ኣጥቃዓይ ኪልያን ምባፐ ኣብ ምዝዛም ናይ’ዚ ወቕቲ ካብ ጋንትኡ ፓሪስ ሰይንት ዠርማን ክለቅቕ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንፉልሃም 4-0 ብቐሊሉ ድሕሪ ምስዓራ ጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ ናይ ምዕታር ዕድላ ርግጽ እናኾነ ይኸይድ፣ መሪሕነት ግን ሕጂ’ውን ኣርሰናል ሒዛቶ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/05/2024) * ኣብ ዶሓ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ዋንዳ ኢትዮጵያውያን ሳሙኤል ፍሬውን ፍረወይኒ ሃይሉን ተዓዊቶም፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ኣብ ራብዓይ መድረኽ ድሕሪ ዘጋጠሞ መውደቕቲ ካብ ቅድድም ኣቋሪጹ፣ መጉዳእቱ ግን ፈኲስ ከምዝኾነን ኣብ ቀረባ ግዜ ክምለስ ምዃኑን ገሊጹ፣ ኣማኑኤል ገ/ሄርን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ተሳትፎኦም ይቕጽሉ፣ * ፈረንሳዊ ኣጥቃዓይ ኪልያን ምባፐ ኣብ ምዝዛም ናይ’ዚ ወቕቲ ካብ ጋንትኡ ፓሪስ ሰይንት ዠርማን ክለቅቕ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንፉልሃም 4-0 ብቐሊሉ ድሕሪ ምስዓራ ጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ ናይ ምዕታር ዕድላ ርግጽ እናኾነ ይኸይድ፣ መሪሕነት ግን ሕጂ’ውን ኣርሰናል ሒዛቶ፣