SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሙምላቕን ደቂጋንትኦም ብምስሓብን ኣብ ጂሮ ብቕዓቶም የመስክሩ፣ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ተቐዳደምቲ ብሄሊኮፕተር ምግዕዓዝ ዘይርትዓዊ'ዩ ይብል፣

2023-05-15.png
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር - ዙር ኢጣልያ 2023 Credit: YouTube

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/05/2023) * ቀዳማይ ሰሙን ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ድ’ኢታልያ ሰንበት 9ይ መድረኽ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ብውልቂ ብምክያድ ተጠናቒቑ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሞሊቖም ብምኻድን ደቂጋንትኦም ብምስሓብን ብቕዓቶም የመስክሩ፣ * ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ/ዩሲኣይ ኣብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ገለ ጋንታታት ካብ ኣኽራናት ንተቐዳደምተን ሄሊኮፕተር ተጠቒመን ናብ ሆቴሎም ብቐጥታ ምውሳደን ስፖርታዊ መንፈስ ዝዓሰሎ ኣይኮነን ክብል ነቒፉ፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣርሰናል ከቢድ ስዕረት ኣብ ሜዳኣ ድሕሪ ምስካማ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮን ዓዲ እንግሊዝ ክትከውን ሓደ ግጥም ምዕዋት ጥራይ ተሪፍዋ፣ * ሳውዝሃሞተን ኣብ’ዚ ወቕቲ ናብ ታሕተዋይ ደረጃ/ሻምፒዮንሺፕ ዝወረደት ቀዳመይቲ ጋንታ ፕሪምየር ሊግ ኮይና፣ ደጋፊ’ታ ጋንታ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኣብ’ቲ ግጥም ተረኺቡ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/05/2023) * ቀዳማይ ሰሙን ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ድ’ኢታልያ ሰንበት 9ይ መድረኽ ቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ብውልቂ ብምክያድ ተጠናቒቑ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሞሊቖም ብምኻድን ደቂጋንትኦም ብምስሓብን ብቕዓቶም የመስክሩ፣ * ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ/ዩሲኣይ ኣብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ገለ ጋንታታት ካብ ኣኽራናት ንተቐዳደምተን ሄሊኮፕተር ተጠቒመን ናብ ሆቴሎም ብቐጥታ ምውሳደን ስፖርታዊ መንፈስ ዝዓሰሎ ኣይኮነን ክብል ነቒፉ፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣርሰናል ከቢድ ስዕረት ኣብ ሜዳኣ ድሕሪ ምስካማ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮን ዓዲ እንግሊዝ ክትከውን ሓደ ግጥም ምዕዋት ጥራይ ተሪፍዋ፣ * ሳውዝሃሞተን ኣብ’ዚ ወቕቲ ናብ ታሕተዋይ ደረጃ/ሻምፒዮንሺፕ ዝወረደት ቀዳመይቲ ጋንታ ፕሪምየር ሊግ ኮይና፣ ደጋፊ’ታ ጋንታ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኣብ’ቲ ግጥም ተረኺቡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now