SKIP TO MAIN CONTENT

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ተቐይሩ ኣትዩ ሽቶ ብምምዝጋብ ንጋንትኡ ኣዐዊቱ፣ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ሙምባይ ድርብ ዓወት ኣመዝጊቦም

Mumbai Marathon winner.jpg
Credit: World Athletics

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ሙምባይ ንመበል 18 ግዚኡ ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሓድሽ ክብረወሰናት ሙምባይ ብምምዝጋብ ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፣ * ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 ኢትዮጵያ ኣንጻር ሞዛምቢክ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ’ቲ ካብ ዝመጽእ 23 ክሳብ 29 ጥሪ ኣብ ጋቦን ዝካየድ መበል 16 ቅድድም ብሽግለታት ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ንምስታፍ ናብኡ ከተምርሕ’ያ፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኮኾብ ኩዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንነዊሕ ክሕከምን ክለማመድን ድሕሪ ምጽናሕ ንፈለማ ግዜ ተቐይሩ ኣትዩ ሽቶ ብምምዝጋብ ንጋንትኡ ኒው ካስትል ዓወት ኣመዝጊቡ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ሙምባይ ንመበል 18 ግዚኡ ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሓድሽ ክብረወሰናት ሙምባይ ብምምዝጋብ ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፣ * ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 ኢትዮጵያ ኣንጻር ሞዛምቢክ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ’ቲ ካብ ዝመጽእ 23 ክሳብ 29 ጥሪ ኣብ ጋቦን ዝካየድ መበል 16 ቅድድም ብሽግለታት ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ንምስታፍ ናብኡ ከተምርሕ’ያ፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኮኾብ ኩዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንነዊሕ ክሕከምን ክለማመድን ድሕሪ ምጽናሕ ንፈለማ ግዜ ተቐይሩ ኣትዩ ሽቶ ብምምዝጋብ ንጋንትኡ ኒው ካስትል ዓወት ኣመዝጊቡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now