Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/06/2025) * ኤርትራውያን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዝተሳተፍሉ ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርየም ዱ ዶውፊን ብዓወት ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ተዛዚሙ፣ * ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ዝነበረ ሙሉጌታ ከበደ ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልየ ጋንትኡ ነበር ቅዱስ ጊዮርጊስ ገሊጻ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ ወይ ሶከሩስ ዝሓለፈ ሰሙን ንሻድሻይ ተኸታታሊ ግዜኣ ናብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ምሕላፋ ኣረጋጊጻ፣ * ፊፋ ብፍሉይ ኣሰራርዓ ዘዳለዎ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ክለባት ኣብ ትሕቲ ኣሰካፊ ኩነታት ኣተሓሕዛ ስደተኛታትን መጻእትን ኣብ ኣሜሪካ ሰንበት ተጀሚሩ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/06/2025) * ኤርትራውያን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዝተሳተፍሉ ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርየም ዱ ዶውፊን ብዓወት ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ተዛዚሙ፣ * ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ዝነበረ ሙሉጌታ ከበደ ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልየ ጋንትኡ ነበር ቅዱስ ጊዮርጊስ ገሊጻ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ ወይ ሶከሩስ ዝሓለፈ ሰሙን ንሻድሻይ ተኸታታሊ ግዜኣ ናብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ምሕላፋ ኣረጋጊጻ፣ * ፊፋ ብፍሉይ ኣሰራርዓ ዘዳለዎ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ክለባት ኣብ ትሕቲ ኣሰካፊ ኩነታት ኣተሓሕዛ ስደተኛታትን መጻእትን ኣብ ኣሜሪካ ሰንበት ተጀሚሩ፣