SKIP TO MAIN CONTENT

መርሃዊ ቅዱስ ከቢድ መጉዳእቲ ኣጋጢምዎ፣ ጉዳፍ ጸጋይን ዮሚፍ ቀጀልቻን ዓወታት ኣመዝጊቦም፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg
Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/02/2025) * ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ውድድር 1500 ሜ ባዕላ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ካብ ኩሉ እዋን ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኣብ መንጎ ኣአንጋዲት ሃገር ኣልጀርያን ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራን ብርቱዕ ምቅንቓን ዝረኣየሉ ዘሎ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኣልጀርያ ሰንበት ሸሞንተ መድረኻቱ ብምጥንቓቕ ይቕጽል ኣሎ፡ * ኤርትራዊ ኣባል ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ በርጎስ ቢኤች መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ቺክሊስተ ደ ማርሰይ መውደቕቲ ኣጋጢምዎ ብኸቢድ ተጎዲኡ ክትብል ጋንትኡ ገሊጻ፡ * ኣብ መበል 25 ዙርያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ሓድሽ ምስራዊ ተጻዋታያ ዑመር ማርሙሽ ሰለስተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ንኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብገፊሕ ክትስዕራ’ንከላ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ግጥማተን ተዓዊተን ፍልልየን ከምዘለዎ ቀጺሉ ኣብ ዝለዓለ ተርታ ተሰሪዐን፣

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/02/2025) * ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ውድድር 1500 ሜ ባዕላ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ካብ ኩሉ እዋን ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኣብ መንጎ ኣአንጋዲት ሃገር ኣልጀርያን ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራን ብርቱዕ ምቅንቓን ዝረኣየሉ ዘሎ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኣልጀርያ ሰንበት ሸሞንተ መድረኻቱ ብምጥንቓቕ ይቕጽል ኣሎ፡ * ኤርትራዊ ኣባል ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ በርጎስ ቢኤች መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ቺክሊስተ ደ ማርሰይ መውደቕቲ ኣጋጢምዎ ብኸቢድ ተጎዲኡ ክትብል ጋንትኡ ገሊጻ፡ * ኣብ መበል 25 ዙርያ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ሓድሽ ምስራዊ ተጻዋታያ ዑመር ማርሙሽ ሰለስተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ንኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብገፊሕ ክትስዕራ’ንከላ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ግጥማተን ተዓዊተን ፍልልየን ከምዘለዎ ቀጺሉ ኣብ ዝለዓለ ተርታ ተሰሪዐን፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now