Manchester City's Erling Haaland scores their side's second goal of the game during the UEFA Champions League Group G match at the Etihad Stadium, Manchester. Credit: Martin Rickett/PA/AAP Image
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/04/2023) * ኣብ ነዘርላንድስ ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ብደረጃ ወርቂ ዝስራዕ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ሮተርዳም ኤርትራዊት ዶልሺ ተስፉ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ * ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ዉበቱ ኣባተ ካብ መዝነቱ ከምዝተሰናበተ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ዜናታት ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ኣብ ዙር ዶብስ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ከኣ ኣብ ዙር ሲሲሊያ ዝነኣዱ ውጽኢታት ኣመዝጊቦም፣ * ኣብ መበል 30ን 31ን ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መሪሕነት መሳልል ጋንታታት ትርከብ ኣርሴናል ደጊማ ድሕሪ ምዕንቃፋ ረብሓ ሻምፒዮን’ቲ ሊግ ናብ ማንቸስተር ሲቲ ተቐይሩ፣ Published 17 April 2023 2:27pm
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/04/2023) * ኣብ ነዘርላንድስ ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ብደረጃ ወርቂ ዝስራዕ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ሮተርዳም ኤርትራዊት ዶልሺ ተስፉ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ * ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ዉበቱ ኣባተ ካብ መዝነቱ ከምዝተሰናበተ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ዜናታት ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ኣብ ዙር ዶብስ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ከኣ ኣብ ዙር ሲሲሊያ ዝነኣዱ ውጽኢታት ኣመዝጊቦም፣ * ኣብ መበል 30ን 31ን ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መሪሕነት መሳልል ጋንታታት ትርከብ ኣርሴናል ደጊማ ድሕሪ ምዕንቃፋ ረብሓ ሻምፒዮን’ቲ ሊግ ናብ ማንቸስተር ሲቲ ተቐይሩ፣