Credit: Silvia Colomboሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/07/2023) * ኣብ ዕጫ ምድብ ንመጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ 2026 ኤርትራን ኢትዮጵያን ምድባተን ፈሊጠን፣ * ኢትዮጵያዊት ታምራት ቶላ ኣብ ማራቶን ሲድኒ ካብ'ቶም ዝለዓሉ ተሳተፍቲ ኣትሌታት ብምዃን ኣብ ኣውስትራልያ ንፈለማ ግዜ ክወዳደር’ዩ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብመርበብ ሓበሬታ ኢኤስፒኤን.ኮም ዝወጸ ዝርዝር 10 ዝለዓሉ ኣጥቃዕቲ ካብ ዓለም ሻምናይ ተሰሪዑ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ዙር ቺንካይ ለይክ ኮይኑ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ’ቲ ንፈንጠስቲ ኣሸጋሪ ዝነበረን መውደቕቲ ዝበዝሖን ሰሙን መድረኻዊ ቅድድማቱ ብምጥንቓቕ ገና ይቕጽል ኣሎ፣ * ኢትዮጵያ መበቆላ ኣሜሪካዊት ናዮሚ ግርማ ኣብ ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ኣውስትራልያ-ኒውዚላንድ ክትሳተፍ'ያ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/07/2023) * ኣብ ዕጫ ምድብ ንመጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ 2026 ኤርትራን ኢትዮጵያን ምድባተን ፈሊጠን፣ * ኢትዮጵያዊት ታምራት ቶላ ኣብ ማራቶን ሲድኒ ካብ'ቶም ዝለዓሉ ተሳተፍቲ ኣትሌታት ብምዃን ኣብ ኣውስትራልያ ንፈለማ ግዜ ክወዳደር’ዩ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብመርበብ ሓበሬታ ኢኤስፒኤን.ኮም ዝወጸ ዝርዝር 10 ዝለዓሉ ኣጥቃዕቲ ካብ ዓለም ሻምናይ ተሰሪዑ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ዙር ቺንካይ ለይክ ኮይኑ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ’ቲ ንፈንጠስቲ ኣሸጋሪ ዝነበረን መውደቕቲ ዝበዝሖን ሰሙን መድረኻዊ ቅድድማቱ ብምጥንቓቕ ገና ይቕጽል ኣሎ፣ * ኢትዮጵያ መበቆላ ኣሜሪካዊት ናዮሚ ግርማ ኣብ ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ኣውስትራልያ-ኒውዚላንድ ክትሳተፍ'ያ፣