Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/03/2024) * ማራቶን ሲዮል ሰንበት ተኻይዱ ጀማል ይመርን ፍቅርተ ወረታን ተዓዊቶም፣ * ዮሚፍ ከጀልቻ ኣብ ውድድር 10ኪሜ ኣብ ታሪኽ ሳልሳይ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ኣብ ስፐይን ተዓዊቱ፣ * ኣብ ርብዒ ፍጻመ ግጥማት ዩኤፋ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣርሰናል ኣንጻር ባየርን ሙኒክ ማንቸስተር ሲቲ ኸኣ ኣንጻር ሪያል ማድሪድ ክገጥማ’የን፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ሚላኖ-ሳንሬሞ ተሳቲፉ፣ * ኣብ ግጥማት ኣፍሪቃ ኤርትራ 6 መዳልያታት ወርቂ ዝርከቦም 13 መዳልያታት ኣዋህሊላ ሻምናይ ተርታ ሒዛ ኣብ ዝለዓሉ 10 ሃገራት ተሰሪዓ፣ * ግጥማት ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ተገሊፋ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ኣብ ዝበጽሓሉ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣንጻር ኮቨንትሪ ሲቲ፣ ማንቸስተር ሲቲ ኸኣ ኣንጻር ቸልሲ ክገጥማ ምኻነን ተፈሊጡ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/03/2024) * ማራቶን ሲዮል ሰንበት ተኻይዱ ጀማል ይመርን ፍቅርተ ወረታን ተዓዊቶም፣ * ዮሚፍ ከጀልቻ ኣብ ውድድር 10ኪሜ ኣብ ታሪኽ ሳልሳይ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ኣብ ስፐይን ተዓዊቱ፣ * ኣብ ርብዒ ፍጻመ ግጥማት ዩኤፋ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣርሰናል ኣንጻር ባየርን ሙኒክ ማንቸስተር ሲቲ ኸኣ ኣንጻር ሪያል ማድሪድ ክገጥማ’የን፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ሚላኖ-ሳንሬሞ ተሳቲፉ፣ * ኣብ ግጥማት ኣፍሪቃ ኤርትራ 6 መዳልያታት ወርቂ ዝርከቦም 13 መዳልያታት ኣዋህሊላ ሻምናይ ተርታ ሒዛ ኣብ ዝለዓሉ 10 ሃገራት ተሰሪዓ፣ * ግጥማት ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ተገሊፋ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ኣብ ዝበጽሓሉ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣንጻር ኮቨንትሪ ሲቲ፣ ማንቸስተር ሲቲ ኸኣ ኣንጻር ቸልሲ ክገጥማ ምኻነን ተፈሊጡ፣