Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/05/2025) * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ፣ ኣብ ጀርመን፣ ተሳቲፉ ኣብ’ዚ ሰሙን ንኻልኣይ ግዚኡ ብሉጽ ውጽኢት ብምምዝጋብ ካልኣይ ወጺኡ፡ * ኣውስትራልያዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ካሌብ ኤዋን ብቕጽበት ካብ ስፖርት ዓለም ክሰናበት ምዃኑ ገሊጹ፣ * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት መዲና አይሳን ሰሎሞን ባሬጋን ኣብ ማንቸስተር ተዓዊቶም፣ * ክሪስታል ፓላስ ኣብ ልዕሊ ዓርሞሸሽ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ትጽቢት ዘይተገብረሉ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋባ ንፈለማ ግዜ ኣብ ታሪኻ ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ዓቲራ፣ * መበል 37 ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻይድሉ ኤቨርተን ናይ ቀደም ሜድኣ ናይ መወዳእታ ግጥማ ብምክያድ ክትፋነዎ’ንከላ ለስተር ሲቲ ድማ ገዲም ተጻዋታያ ኣፋንያ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/05/2025) * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ፣ ኣብ ጀርመን፣ ተሳቲፉ ኣብ’ዚ ሰሙን ንኻልኣይ ግዚኡ ብሉጽ ውጽኢት ብምምዝጋብ ካልኣይ ወጺኡ፡ * ኣውስትራልያዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ካሌብ ኤዋን ብቕጽበት ካብ ስፖርት ዓለም ክሰናበት ምዃኑ ገሊጹ፣ * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት መዲና አይሳን ሰሎሞን ባሬጋን ኣብ ማንቸስተር ተዓዊቶም፣ * ክሪስታል ፓላስ ኣብ ልዕሊ ዓርሞሸሽ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ትጽቢት ዘይተገብረሉ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋባ ንፈለማ ግዜ ኣብ ታሪኻ ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ዓቲራ፣ * መበል 37 ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻይድሉ ኤቨርተን ናይ ቀደም ሜድኣ ናይ መወዳእታ ግጥማ ብምክያድ ክትፋነዎ’ንከላ ለስተር ሲቲ ድማ ገዲም ተጻዋታያ ኣፋንያ፣