Credit: UCI/David Lappartientሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/06/2023) * ቢንያም ግርማይ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ስዊዘርላንድ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ ብምኽንያት ሞት ሓደ ስዊዘርላንዳዊ ተቐዳዳማይ ግን ንሱን ጋንትኡን ኣብ’ተን ተሪፈን ዝነበራ ናይ መወዳእታ ክልተ ዙራት ካብ’ቲ ውራይ ኣንሳሒቦም፣ * ዮሚፍ ከጀልቻ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ብሉጽ ውልቃዊ፣ ክብረወሰን ርክባትን ኣብ ዓለም መሪሕ ዝኾነን ግዜ ብምምዝጋብ ኣብ ኦስሎ ተዓዊቱ፣ * ኢትዮጵያ ሓምሻይ ዙር መጻረዪ ግጥማ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪኮስት 2023 ሰሉስ ኣንጻር ማላዊ ከተካይድ’ያ፣ ናይጀርያ ኸኣ ብሓገዝ ቪክቶር ኦሲመንን ከለቺ ኢህያናቾን ኣብ’ዚ ሰሙን ምሕላፋ ዘረጋገጸት ሃገር ኮይና፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/06/2023) * ቢንያም ግርማይ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ስዊዘርላንድ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ ብምኽንያት ሞት ሓደ ስዊዘርላንዳዊ ተቐዳዳማይ ግን ንሱን ጋንትኡን ኣብ’ተን ተሪፈን ዝነበራ ናይ መወዳእታ ክልተ ዙራት ካብ’ቲ ውራይ ኣንሳሒቦም፣ * ዮሚፍ ከጀልቻ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ብሉጽ ውልቃዊ፣ ክብረወሰን ርክባትን ኣብ ዓለም መሪሕ ዝኾነን ግዜ ብምምዝጋብ ኣብ ኦስሎ ተዓዊቱ፣ * ኢትዮጵያ ሓምሻይ ዙር መጻረዪ ግጥማ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪኮስት 2023 ሰሉስ ኣንጻር ማላዊ ከተካይድ’ያ፣ ናይጀርያ ኸኣ ብሓገዝ ቪክቶር ኦሲመንን ከለቺ ኢህያናቾን ኣብ’ዚ ሰሙን ምሕላፋ ዘረጋገጸት ሃገር ኮይና፣