ጀማል ይመር ኣብ ማራቶን ሎስ ኣንጀለስ ተዓዊቱ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኒው ካስትል ዩናይትድ ናብ ሻምፒዮንስ ሊግ ትሓልፈሉ ዕድላት ኣለምሊሙ

Jemal Yimer Twitter.jpeg

Credit: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/03/2023) * ኣብ ክላሲካዊ ቅድድማት ብሽግለታ ሚላኖ ቢንያም ግርማይ ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፣ * ዳዊት የማነ ንጉስ ዓቐበት ቅድድም ብሽግለታ ኣልጀርያ ብምዃን ተሳትፎኡ ዛዚሙ፣ ንጽባሒቱ ኣብ ዝተኻየደ ቅ/ብ ግራንድ ፕሪ ደል ኣቪል ድ’ኣልጀር ከኣ ሜሮን ተሾመ ካልኣይ ብምውጻእ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ንእተካይዶም ድርብ መጻረዪ ግጥማት ኣፍኮን ምድላዋታ ተጻፍፍ፣ ቀንዲ ኣጥቃዓያ ኣቡቡከር ናስር ግን ኣብ እግሩ መጉዳእቲ ኣጋጢምዎ ካብ ካምፕ ተሰናቢቱ፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ፕሪምየር ሊግ ጋንትኡ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ምረሽኣ ናብ ምሕላፍ ንሻምፒዮንስ ሊግ ድፍኢት ይውስኸሉ፣



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ጀማል ይመር ኣብ ማራቶን ሎስ ኣንጀለስ ተዓዊቱ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኒው ካስትል ዩናይትድ ናብ ሻምፒዮንስ ሊግ ትሓልፈሉ ዕድላት ኣለምሊሙ | SBS Tigrinya