Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/04/2025) * ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ውድድር 5ሽሕ ሜትሮ ቦስቶን ተዓወትቲ ኮይኖም፣ * ናይ ማራቶን ቦስቶን ሻምፒዮንኦም ዝከላኸሉ ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማን ኬንያዊት ሄለን ኦቢሪን ኣብ'ቲ ሎሚ ሶኑይ ዝካየድ ውድድር ካብ'ቶም ተሳተፍቲ ምኳኖም ተፈሊጡ፡ * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ናሆም ዘርኣይ ኣብ ኢጣልያ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅም ተወዳዲሮም ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ንሌስተር ሲቲ ድሕሪ ምስዓራ ሻምፒዮን ክትከውን ሰለስተ ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ድኻም ዝተሰመዖም ዝመስል ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ኣብ ኢድ ኣስቶንቪላ ከቢድ ስዕረት ኣጋጢምዎም ናይ ሳልሳይ ተርታ ቦትኦም ኣብ ሓደጋ ይኣቱ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/04/2025) * ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ውድድር 5ሽሕ ሜትሮ ቦስቶን ተዓወትቲ ኮይኖም፣ * ናይ ማራቶን ቦስቶን ሻምፒዮንኦም ዝከላኸሉ ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማን ኬንያዊት ሄለን ኦቢሪን ኣብ'ቲ ሎሚ ሶኑይ ዝካየድ ውድድር ካብ'ቶም ተሳተፍቲ ምኳኖም ተፈሊጡ፡ * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ናሆም ዘርኣይ ኣብ ኢጣልያ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅም ተወዳዲሮም ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ንሌስተር ሲቲ ድሕሪ ምስዓራ ሻምፒዮን ክትከውን ሰለስተ ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ድኻም ዝተሰመዖም ዝመስል ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ኣብ ኢድ ኣስቶንቪላ ከቢድ ስዕረት ኣጋጢምዎም ናይ ሳልሳይ ተርታ ቦትኦም ኣብ ሓደጋ ይኣቱ፣