SKIP TO MAIN CONTENT

ጉዳፍ ጸጋይን መዲና አይሳን ኣብ ለንደን ተዓዊተን፣ ታደይ ፖጋቻር ንዙር ፈረንሳ ይዕብልሎ፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg
Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/07/2025) * ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ለንደን ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ኣብ ውድድር ሓደ ማይል መሪሕ ዝኾነ ግዜ ብምምዝጋብ ክትዕወት’ንከላ መዲና አይሳ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ተዓዊታ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ክልተ ተወሰኽቲ መድረኻዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ መሪሕነቱ ድሕሪ ምድልዳሉ ካልኣይ ሰሙኑ ኣጠናቒቑ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ ምድብ ንነጥቢ ወይ ቀጠልያ ማልያ ራብዓይ ኮይኑ ተሳትፎኡ ይቕጽል ኣሎ፣ * ወናኒት ክብረወሰን ዓለም ውድድር ማራቶን ኬንያዊት ሩት ቸፕንገቲች ብምኽንያት ምውሳድ ብቕዓት ዘደንፍዑ ንጥረነገራት ወይ ዶፒንግ ብኣትለቲክስ ዓለም እገዳ ተነቢሩላ፣ * ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ካብ ዝመጽእ ወቕቲ ኩዕሶ እግሪ ብሄራዊ/ብሄረሰባዊ ኣስማትን ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ኣርማታትን ዘለወን ጋንታታት ኣይክሳተፋን’የን ክብል ሓድሽ መምርሒ ኣውጺኡ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/07/2025) * ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ለንደን ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ኣብ ውድድር ሓደ ማይል መሪሕ ዝኾነ ግዜ ብምምዝጋብ ክትዕወት’ንከላ መዲና አይሳ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ተዓዊታ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ክልተ ተወሰኽቲ መድረኻዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ መሪሕነቱ ድሕሪ ምድልዳሉ ካልኣይ ሰሙኑ ኣጠናቒቑ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ ምድብ ንነጥቢ ወይ ቀጠልያ ማልያ ራብዓይ ኮይኑ ተሳትፎኡ ይቕጽል ኣሎ፣ * ወናኒት ክብረወሰን ዓለም ውድድር ማራቶን ኬንያዊት ሩት ቸፕንገቲች ብምኽንያት ምውሳድ ብቕዓት ዘደንፍዑ ንጥረነገራት ወይ ዶፒንግ ብኣትለቲክስ ዓለም እገዳ ተነቢሩላ፣ * ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ካብ ዝመጽእ ወቕቲ ኩዕሶ እግሪ ብሄራዊ/ብሄረሰባዊ ኣስማትን ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ኣርማታትን ዘለወን ጋንታታት ኣይክሳተፋን’የን ክብል ሓድሽ መምርሒ ኣውጺኡ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now