ናትናኤል ተስፋጽዮን ብምኽንያት ጉንፋዕ ካብ ዙር ኢጣልያ ኣቋሪጹ፣ ማንቸስተር ሲቲ ኩዕሶ ከይቀልዐት ሻምፒዮን ኮይና፣ ጸሃይ ገመቹ ኣብ ህንዲ ተዓዊታ

Tsehay Gemechu World Athletics.jpeg

Credit: World Athletics/Procam

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/05/2023) * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ካልኣይ ሰሙኑ ሰንበት ኣብ ዘጠናቐቐሉ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ብምኽንያት ጉንፋዕ ኣቋሪጹ፣ * ሓደ መዓልቲ ውድድር ከኣ ብምኽንያት ሕማቕ ኩነታት ኣየር ተቐዳደምቲ ስለዝኣደሙ ርሕቀቱ ከምዝሓጽር ተገይሩ፣ * ኢትዮጵያዊያን ጸሃይ ገመቹ ኣብ 10ኪሜ ኣብ ቤንጋሉሩ፣ ህንዲ፣ ክትዕወት እንከላ ሚዛን ኣለም ኣዳነ ኸኣ ኣብ ተመሳሳሊ ርሕቀት ኣብ ለንደን ተዓዊታ፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣርሰናል ብኖቲንግሃም ፎረስት ድሕሪ ምስዓራ ማንቸስተር ሲቲ ኩዕሶ ከይቀልዐት ሻምፒዮን ኮይና፣ ንጽባሒቱ ግን ንቸልሲ ብምስዓር ነዚ ብምብዓል ጽዋዓ ተቐቢላ፣ * ዓበይቲ ስፖርታት ኣውስትራልያ ህዝባዊ ደገፍ ነቲ ‘እወ’ ዝብል ድምጺ ኣብ ግዜ ረፈረንደም ክህቡ ምዃኖም ድሕሪ ምፍላጦም ጎስጓስ ንደቀባታዊ ድምጺ ኣብ ባይቶ ዝያዳ ደገፍ ረኺቡ፣



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ናትናኤል ተስፋጽዮን ብምኽንያት ጉንፋዕ ካብ ዙር ኢጣልያ ኣቋሪጹ፣ ማንቸስተር ሲቲ ኩዕሶ ከይቀልዐት ሻምፒዮን ኮይና፣ ጸሃይ ገመቹ ኣብ ህንዲ ተዓዊታ | SBS Tigrinya