Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24022025) * ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ኣብ ሰቪልን ኣብ ዱባይን ድርብ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ሮቡዕ ዝካየድ ግጥም ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ 2026 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ኡጋንዳን ዝኣልየኦ ኣርባዕተ ናይጀርያን ደያኑ መዚዙ፡ * ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣልጀርያ ተሳትፎኣ ኣብ ዝዛዘመትሉ ካልእ ሃገራዊት ጋንታ ድማ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ተሳትፎኣ ጀሚራ፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ክልተ ሽቶታት ዘመዝገበ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትዕወት ከኽእል'ንከሎ ኣርሰናል ኣብ ሜድኣ ብወስትሃም ዩናይትድ ድሕሪ ዘጋጠማ ስዕረት ፍልልያ ምስ ሊቨርፑል ገፊሑ ጽዋዕ ፕረሚየር ሊግ ናይ ምዕታር ዕድላ ማህሚኑ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24022025) * ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ኣብ ሰቪልን ኣብ ዱባይን ድርብ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ሮቡዕ ዝካየድ ግጥም ንመጻረዪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ 2026 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ኡጋንዳን ዝኣልየኦ ኣርባዕተ ናይጀርያን ደያኑ መዚዙ፡ * ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣልጀርያ ተሳትፎኣ ኣብ ዝዛዘመትሉ ካልእ ሃገራዊት ጋንታ ድማ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ተሳትፎኣ ጀሚራ፣ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ክልተ ሽቶታት ዘመዝገበ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ክትዕወት ከኽእል'ንከሎ ኣርሰናል ኣብ ሜድኣ ብወስትሃም ዩናይትድ ድሕሪ ዘጋጠማ ስዕረት ፍልልያ ምስ ሊቨርፑል ገፊሑ ጽዋዕ ፕረሚየር ሊግ ናይ ምዕታር ዕድላ ማህሚኑ፣