SKIP TO MAIN CONTENT

ጉዳፍ ጸጋይ ብሉጽ ግዜ ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ዓለም ሓሊፋ፣ ቢንያም ግርማይ ጋንትኡ መሪሑ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2023 ክቀዳደም’ዩ፣

Gudaf Tsegay.jpeg
Credit: World Athletics

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/06/2023) * ሻምፒዮን ዓለም 5000 ሜ ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ መጻረዪ ውድድራት 10000 ሜ ንሻምፒዮና ዓለም ኢትዮጵያ ብሉጽ ግዚኣ ብምምሕያሽ ተዓዊታ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2024 ኢትዮጵያ ኣንጻር ማላዊ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወሲኽካ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ሃገራውያን ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ተኻይዶም፣ ዓወት ኣማን ሻምፒዮና ኤርትራ ክኸውን’ንከሎ ብዙኣየሁ ተስፉ ረዳእ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ኮይኑ፣ * ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወታት ከመዝግብን ብሓፈሽኡ ኣብ ዝለዓሉ 10 ተርታት ክውድእን ብምዕላም ንጋንታ ኢንተርማርሸ-ዎንቲ ሰርከስ መሪሑ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2023 ክቀዳደም'ዩ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/06/2023) * ሻምፒዮን ዓለም 5000 ሜ ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ መጻረዪ ውድድራት 10000 ሜ ንሻምፒዮና ዓለም ኢትዮጵያ ብሉጽ ግዚኣ ብምምሕያሽ ተዓዊታ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2024 ኢትዮጵያ ኣንጻር ማላዊ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወሲኽካ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ሃገራውያን ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ተኻይዶም፣ ዓወት ኣማን ሻምፒዮና ኤርትራ ክኸውን’ንከሎ ብዙኣየሁ ተስፉ ረዳእ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ኮይኑ፣ * ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወታት ከመዝግብን ብሓፈሽኡ ኣብ ዝለዓሉ 10 ተርታት ክውድእን ብምዕላም ንጋንታ ኢንተርማርሸ-ዎንቲ ሰርከስ መሪሑ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2023 ክቀዳደም'ዩ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now