Aexander Isak Credit: Getty Imagesሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/12/2022) * ፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ኣልጀርያ ዝካየድ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን ዝህልዎ ወጻኢታት ኣብ ምሽፋን መንግስቲ ክሕግዞ ሓቲቱ ተባሂሉ፣ * ኣሰልጣኒ ዉበቱ ኣባተ እቶም ናብ’ቲ ውራይ ሒዝዎም ዝኸይድ 28 ተጻወቲ መሪጹ፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ግጥማት እንግሊዛዊት ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ኣብ እዋናት’ዞም በዓላት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ከምዘይጻወት ተፈሊጡ፣ * ድሕሪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ትጽቢታት ሃገራዊት ጋንትኦም ከማልኡ ዘይከኣሉ ብዙሓት ኣሰልጠንቲ ካብ ቦትኦም ክስጎጉ ወይ ባዕሎም ክሰናበቱ’ንከለው ካልኦት ሕቶታት ኣብ ልዕሊኦምን ብቕዓቶም ቀሪቡ ኣብ ተጠንቀቕ ይርከቡ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/12/2022) * ፈደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ኣልጀርያ ዝካየድ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን ዝህልዎ ወጻኢታት ኣብ ምሽፋን መንግስቲ ክሕግዞ ሓቲቱ ተባሂሉ፣ * ኣሰልጣኒ ዉበቱ ኣባተ እቶም ናብ’ቲ ውራይ ሒዝዎም ዝኸይድ 28 ተጻወቲ መሪጹ፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ግጥማት እንግሊዛዊት ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ኣብ እዋናት’ዞም በዓላት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ከምዘይጻወት ተፈሊጡ፣ * ድሕሪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ትጽቢታት ሃገራዊት ጋንትኦም ከማልኡ ዘይከኣሉ ብዙሓት ኣሰልጠንቲ ካብ ቦትኦም ክስጎጉ ወይ ባዕሎም ክሰናበቱ’ንከለው ካልኦት ሕቶታት ኣብ ልዕሊኦምን ብቕዓቶም ቀሪቡ ኣብ ተጠንቀቕ ይርከቡ፣