ሄኖክ ምሉእብርሃን ተዓዋቲ ዙር ሩዋንዳ ኮይኑ፡ ጉዳፍ ጸጋይ ክብረወሰን ገንዘበ ዲባባ ንቕሩብ ኣምሊጣታ

Credit: The New Times
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ዙር ሩዋንዳ 2023 ብዓወት ሄኖክ ምሉእብርሃን ተዛዚሙ፡ * ጉዳፍ ጸጋይ ገንዘበ ዲባባ ትውንና ክብረወሰን ክትሰብራ ፈቲና ብቑሩብ ኣምሊጣታ፡ * ኣብ ኦሎምፒክስ መልበርን 1956 ሰንደቕ ዕላማ ሃገሩ ብኽብሪ ተሰኪሙ ዝኣተወ ተቐዳዳማይ ገረመው ደንቦባ ዓሪፉ፡
Share