ኣውስትራልያ ንቱኒዝያ 1-0 ስዒራ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣመሓይሻ Source: SBS / SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/11/2022) * ሕርይቲ ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ 2023 ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ፣ ኣብ ዝርዝር ተሳተፍቲ ከኣ ስማ ተረቚሑ፣ * ደረጃ ጋንታታት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ንምውሳን ኣዳለውቲ ቅድድማትን ሓለፍቲ ዩሲኣይን ሎሚ ሶኑይ ኣብ ዋዕላ ዙርዓለም ኣብ ሞንተካርሎ ክእከቡ'ዮም፣ * ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ኣብ ዝቐጸልሉ ካናዳ ክትግለፍ’ንከላ ኣውስትራልያ፣ ኣርጀንቲና፣ ኮስታሪካን ሞሮኮን ዓወታት ብምምዝጋብ ተስፋ ምሕላፈን ኣለምሊመን፣ * ገዲም ተጻዋታይ ዝነበረን ኣብ’ዚ እዋን ፕረዚደንት ላይበርያ ዝኾነን ጂዮርጅ ዊያህ ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ወኪሉ ኣብ ዋንጫ ዓለም ዝሳተፍ ዘሎ ወዱ ቲሞቲ ዊያህ ሽቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ናይ ኣቦነት ናይ ሓበን መልእኽቲ ብትዊተር ኣመሓላሊፉ መዛረቢ ኮይኑ፣
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/11/2022) * ሕርይቲ ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ 2023 ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ፣ ኣብ ዝርዝር ተሳተፍቲ ከኣ ስማ ተረቚሑ፣ * ደረጃ ጋንታታት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ንምውሳን ኣዳለውቲ ቅድድማትን ሓለፍቲ ዩሲኣይን ሎሚ ሶኑይ ኣብ ዋዕላ ዙርዓለም ኣብ ሞንተካርሎ ክእከቡ'ዮም፣ * ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ኣብ ዝቐጸልሉ ካናዳ ክትግለፍ’ንከላ ኣውስትራልያ፣ ኣርጀንቲና፣ ኮስታሪካን ሞሮኮን ዓወታት ብምምዝጋብ ተስፋ ምሕላፈን ኣለምሊመን፣ * ገዲም ተጻዋታይ ዝነበረን ኣብ’ዚ እዋን ፕረዚደንት ላይበርያ ዝኾነን ጂዮርጅ ዊያህ ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ወኪሉ ኣብ ዋንጫ ዓለም ዝሳተፍ ዘሎ ወዱ ቲሞቲ ዊያህ ሽቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ናይ ኣቦነት ናይ ሓበን መልእኽቲ ብትዊተር ኣመሓላሊፉ መዛረቢ ኮይኑ፣