Credit: World Athleticsሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኢትዮጵያዊት ሄቨን ሃይሉ ኣብ ናይ’ዚ ዓለም ቀዳማይ ብደረጃ ፖላቲነም ዝስራዕ ውድድር ጉያ እግሪ መገዲ ኣትለቲክስ ዓለም ዝኾነ ማራቶን ደቀንስትዮ ኦሳካ ተዓዊታ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ ኬይደል ኤቫንስ ግሬት ኦሽን ሮድ ረይስ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንኡድ ምንቅስቓስ ብምርኣይ መበል 13 ኣትዩ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ስፐይን ካልኣይ ወጺኡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ ናይ’ዚ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ሳልሰይቲ ወጺኣ፣ ኢትዮጵያዊ ኪያ ሮጎራን ኤርትራ ናትናኤል ብርሃነን ከኣ ምስ ጋንታታቶም ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፣ * ኣብ ግዜ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ዝለዓለ ስምዒት ኣብ ኣውስትራልያ ፈጢሩ ዝነበረን ኣብ’ዚ ዓመት ንፍሉያት ስልማታት ኣውስትራልያ ዝተሓጽየን ሱዳን ዝመበቆሉ ኣብ 800 ሜትሮ ዝወዳደር ኣትሌት ፒተር ቦል ሓይሊ ዘደንፍዕ ንጥረ ነገር ወሲዱ ተባሂሉ ንግዚኡ ካብ ውድድር ተኣጊዱ፣ ንሱ ግን ንጹህ’የ ይብል
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ኢትዮጵያዊት ሄቨን ሃይሉ ኣብ ናይ’ዚ ዓለም ቀዳማይ ብደረጃ ፖላቲነም ዝስራዕ ውድድር ጉያ እግሪ መገዲ ኣትለቲክስ ዓለም ዝኾነ ማራቶን ደቀንስትዮ ኦሳካ ተዓዊታ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ ኬይደል ኤቫንስ ግሬት ኦሽን ሮድ ረይስ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንኡድ ምንቅስቓስ ብምርኣይ መበል 13 ኣትዩ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ስፐይን ካልኣይ ወጺኡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ ናይ’ዚ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ሳልሰይቲ ወጺኣ፣ ኢትዮጵያዊ ኪያ ሮጎራን ኤርትራ ናትናኤል ብርሃነን ከኣ ምስ ጋንታታቶም ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፣ * ኣብ ግዜ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ዝለዓለ ስምዒት ኣብ ኣውስትራልያ ፈጢሩ ዝነበረን ኣብ’ዚ ዓመት ንፍሉያት ስልማታት ኣውስትራልያ ዝተሓጽየን ሱዳን ዝመበቆሉ ኣብ 800 ሜትሮ ዝወዳደር ኣትሌት ፒተር ቦል ሓይሊ ዘደንፍዕ ንጥረ ነገር ወሲዱ ተባሂሉ ንግዚኡ ካብ ውድድር ተኣጊዱ፣ ንሱ ግን ንጹህ’የ ይብል