Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/06/2025) * ሻምፒዮን ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያዊት ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ነሓሰ 31 ኣብ ዝካየድ ማራቶን ሲድኒ ክትሳተፍ ምዃና ተረጋጊጹ፣ * ሃገራውያን ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ 2025 ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ኣብ ዝካየድሉ ዘለዉ እዋን ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን'ውን ተኻይዶም፡ ናሆም ዘርኣይን ሞናሊዛ ኣርኣያን ሻምፒዮናታት ኤርትራ ክኾኑ’ንከለዉ ተክለ ኣለማዮን ሃፍቱ ረዳን ሻምፒዮናታት ኢትዮጵያ ኮይኖም፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክለባት ቸልሲ ናብ ዝቕጽል ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክትሓልፍ’ንከላ ሊዮነል መሲን ጋንትኡ ኢንተር ማያሚን ግን ብፒኤስጂ ተሳዒሮም ተገሊፎም፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/06/2025) * ሻምፒዮን ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያዊት ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ነሓሰ 31 ኣብ ዝካየድ ማራቶን ሲድኒ ክትሳተፍ ምዃና ተረጋጊጹ፣ * ሃገራውያን ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ 2025 ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ኣብ ዝካየድሉ ዘለዉ እዋን ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን'ውን ተኻይዶም፡ ናሆም ዘርኣይን ሞናሊዛ ኣርኣያን ሻምፒዮናታት ኤርትራ ክኾኑ’ንከለዉ ተክለ ኣለማዮን ሃፍቱ ረዳን ሻምፒዮናታት ኢትዮጵያ ኮይኖም፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክለባት ቸልሲ ናብ ዝቕጽል ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክትሓልፍ’ንከላ ሊዮነል መሲን ጋንትኡ ኢንተር ማያሚን ግን ብፒኤስጂ ተሳዒሮም ተገሊፎም፣