ማራቶን በርሊን ሚልከሳ መንገሻን ትዕግስት ከተማን ተዓዊቶሞ፣ ታደይ ፖጋቻር ሻምፒዮን ዓለም ኮይኑ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ደሓን ተርታ ወዲኡ፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg

Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/09/2024) * ፍርቂ ዘመኑ ኣብ ዘኽበረ ማራቶን በርሊን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ጾታታት ብዓብላሊ ተዓዊቶሞ፣ * ጽገ ድጉማ ኸኣ ኣብ ውድድር 800 ሜ ኣብ ኣሜሪካ ተዓዊታ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኋንግሻን፣ ቻይና፣ ኤርትራዊ ዮኤል ሃብተኣብ ሳልሳይ ወጺኡ፣ * ታደይ ፖጋቻር ሻምፒዮን ዓለም ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ዝኾነሉ ኣብ ዙሪክ፣ ስዊዘርላንድ፣ ከኣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ዝለዓለ ውጽኢት ንኤርትራ ኣመዝጊቡ፣ * ኬንያ፣ ኡጋንዳን ታንዛንያን ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ወይ ቻን 2025 ብሓባር ከአንግዳ ተሰይመን፣ * ብሪዝበን ላዮንስ ሻምፒዮን ፉቲ ኣውስትራልያ ኮይና፣ * ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ደጊማ ኣብ ዝተረከበትሉ ሰሙን ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ሜድኣ ብቶተንሃም ዘሕፍር ስዕረት ኣጋጢምዋ፣



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ማራቶን በርሊን ሚልከሳ መንገሻን ትዕግስት ከተማን ተዓዊቶሞ፣ ታደይ ፖጋቻር ሻምፒዮን ዓለም ኮይኑ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ደሓን ተርታ ወዲኡ፣ | SBS Tigrinya