Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (30/12/2024) * ዓመተ 2024 ኣብ ዝተጠናቐቐሉ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ታሪኽ ስፖርት ስሞም ካብ ዘጸውዑ ኣፍሪቃውያን ብሓበን ነዛ ዓመት ዝዝክርዋ ክኸውን`ዩ ክብል ቢቢሲ ጸብጺቡ፣ * ግጥማት ጽባሕ በዓል ልደት/ቦክሲንግ ደይ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም ቅልውላው ማንቸስተር ዩናይትድ መመሊሱ ገዲዱ፣ * ሊቨርፑል መሪሕነታ ዓቂባ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋቡ ይቕጽሎ፣ * ሰንበት ኣብ ቅልውላው ተሸሚማ ዘላ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ንፈለማ ግዜ ተዓዊታ፣ * ኣብ`ዚ ዓመት ኣገራሚ ውጽኢታት ተመዝግብ ዘላ ኖቲንግሃም ፎረስት ናብ ካልኣይ ተርታ ደይባ፣ ሊቨርፑል ድማ ዓመተ 2024 ብ8 ነጥቢ ፍልልይ ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (30/12/2024) * ዓመተ 2024 ኣብ ዝተጠናቐቐሉ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ታሪኽ ስፖርት ስሞም ካብ ዘጸውዑ ኣፍሪቃውያን ብሓበን ነዛ ዓመት ዝዝክርዋ ክኸውን`ዩ ክብል ቢቢሲ ጸብጺቡ፣ * ግጥማት ጽባሕ በዓል ልደት/ቦክሲንግ ደይ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም ቅልውላው ማንቸስተር ዩናይትድ መመሊሱ ገዲዱ፣ * ሊቨርፑል መሪሕነታ ዓቂባ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋቡ ይቕጽሎ፣ * ሰንበት ኣብ ቅልውላው ተሸሚማ ዘላ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ንፈለማ ግዜ ተዓዊታ፣ * ኣብ`ዚ ዓመት ኣገራሚ ውጽኢታት ተመዝግብ ዘላ ኖቲንግሃም ፎረስት ናብ ካልኣይ ተርታ ደይባ፣ ሊቨርፑል ድማ ዓመተ 2024 ብ8 ነጥቢ ፍልልይ ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ፣