SKIP TO MAIN CONTENT

ጌታነህ ከበደ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ተሰናቢቱ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሕጂ'ውን 2023 ክዕብልልዎ'ዮም - ቲም ኣፍሪቃ ራይዚንግ፣ ፔለ

Cap-vert_vs_Ethiopi_(30).jpg
Getaneh kebede of Ethiopia retiress Credit: Wikipedia

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/01/2023) * ሓለቓ ጋንታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጌታነህ ከበደ ካብ ዓለምለኻዊ ግጥማት ምስ ሃገሩ ከምዝተሰናበተ ተፈሊጡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣልጀርያ ዝጅመር ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ/ቻን 2023 ምድላዋታ ንምጥንቓቕ ኣብ ሞሮኮ ክትጸንሕ ምዃና ተፈሊጡ፣ * 2022 ኣብ ዝተዛዘመሉ ብመንጽር ቅድድም ብሽግለታ ዝተመዝገቡ ኣገደስቲ ዓወታት ድሕሪ ምዝካርን ምብዓልን ኣብ ምምዕባል’ቲ ስፖርት ትነጥፍ ጋንታ ቲም ኣፍሪቃ ራይዚን ዓብላልነት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ 2023 ክቕጽል ትጽቢት ከምዘለዋ ገሊጻ፣ * ዜና ሞት ፔለ ኣብ መላእ ዓለም ድሕሪ ምቅልሑ ካብ ተራ ሰባት ክሳብ ህቡባት ተጻወቲ ኣኽብሮቶምን ሓዘኖምን ክገልጹ እንከለዉ ብራዚል ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣዊጃ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/01/2023) * ሓለቓ ጋንታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጌታነህ ከበደ ካብ ዓለምለኻዊ ግጥማት ምስ ሃገሩ ከምዝተሰናበተ ተፈሊጡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣልጀርያ ዝጅመር ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ/ቻን 2023 ምድላዋታ ንምጥንቓቕ ኣብ ሞሮኮ ክትጸንሕ ምዃና ተፈሊጡ፣ * 2022 ኣብ ዝተዛዘመሉ ብመንጽር ቅድድም ብሽግለታ ዝተመዝገቡ ኣገደስቲ ዓወታት ድሕሪ ምዝካርን ምብዓልን ኣብ ምምዕባል’ቲ ስፖርት ትነጥፍ ጋንታ ቲም ኣፍሪቃ ራይዚን ዓብላልነት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ 2023 ክቕጽል ትጽቢት ከምዘለዋ ገሊጻ፣ * ዜና ሞት ፔለ ኣብ መላእ ዓለም ድሕሪ ምቅልሑ ካብ ተራ ሰባት ክሳብ ህቡባት ተጻወቲ ኣኽብሮቶምን ሓዘኖምን ክገልጹ እንከለዉ ብራዚል ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ኣዊጃ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now