Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (08/07/2024) * ኣብ ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ንኢትዮጵያ ወኪላ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ተመሪጻ፣ * ስፐይን ንጀርመን ፈረንሳ ኸኣ ንፖርቱጋል ስዒሮም ናብ ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ድሕሪ ምሕላፎም እንግሊዝ ንስዊዘርላንድ፣ ነዘርላንድስ ኸኣ ንቱርኪ ብምስዓር ሓሊፈን፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ክልተ መድረኻዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ፣ ኤርትራውያን ኣብ መላእ ዓለምን ኣብ ውሽጢ ሃገር ታሪኻዊ ዓወቱ ብዓቢይ ታሕጓስ የብዕሉ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (08/07/2024) * ኣብ ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ንኢትዮጵያ ወኪላ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ተመሪጻ፣ * ስፐይን ንጀርመን ፈረንሳ ኸኣ ንፖርቱጋል ስዒሮም ናብ ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ድሕሪ ምሕላፎም እንግሊዝ ንስዊዘርላንድ፣ ነዘርላንድስ ኸኣ ንቱርኪ ብምስዓር ሓሊፈን፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ክልተ መድረኻዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ፣ ኤርትራውያን ኣብ መላእ ዓለምን ኣብ ውሽጢ ሃገር ታሪኻዊ ዓወቱ ብዓቢይ ታሕጓስ የብዕሉ፣