SKIP TO MAIN CONTENT

ፕሪምየር ሊግ ተጠናቒቑ፣ ለስተር፣ ሊድስን ሳውዝሃምተንን ንታሕቲ ወሪደን፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብ10 ሽቶታት ወቕቱ ዛዚሙ፣ በኣምላክ ተሰማ ግጥም ዋይዳድን ኣልሃልን ክዳንይ'ዩ

James-Madison-of-Lecester-City.png
ለስተር ሲቲ ምስ ሳውዝሃምተንን ሊድስ ዩናይትድን ካብ ፕሪምየር ሊግ ንታሕቲ ወሪደን Credit: Optus sport

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/05/2023) * ኮንፈደረሽ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ንበኣምላክ ተሰማ ካልኣይ እግሪ ግጥም ፍጸመ ኣብ መንጎ ዋይዳድ ካዛብላንካን ኣልኣህሊን ክዳኒ ከምዝሰመዮ ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መሬት ኣሜሪካ ንፈለማ ግዜ ምሕዝነታዊ ግጥም ከተካይድ ምዃና ዋና ጸሓፊ ፈደረሽን ኣፍሊጡ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ብዓወት ስሎቨንያዊ ፕሪምሮዝ ሮግሊች ተዛዚሙ፣ ሄኖክ ምሉእብርሃን ምሉእ ውድድሩ ኣጠናቒቑ ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሰንበት ናይ መወዳእታ ግጥማቱ ብምክያድ ተጠናቒቑ፣ ለስተር ሲቲን ሊድስ ዩናይትድን ንሳውዝሃምተን ተኸቲለን ናብ ታሕተዋይ ደረጃ ተመሊሰን፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ 10 ሽቶታት ብድምር ኣመዝጊቡ ቦኽሪ ተሳትፎኡ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዛዚሙ፣ * ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 10ኪሜ ታዱ ማረን ሰላም ገብረን ቀዳመይትን ካልኣይትን ኮይነን ተዓዊተን፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/05/2023) * ኮንፈደረሽ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ንበኣምላክ ተሰማ ካልኣይ እግሪ ግጥም ፍጸመ ኣብ መንጎ ዋይዳድ ካዛብላንካን ኣልኣህሊን ክዳኒ ከምዝሰመዮ ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መሬት ኣሜሪካ ንፈለማ ግዜ ምሕዝነታዊ ግጥም ከተካይድ ምዃና ዋና ጸሓፊ ፈደረሽን ኣፍሊጡ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ብዓወት ስሎቨንያዊ ፕሪምሮዝ ሮግሊች ተዛዚሙ፣ ሄኖክ ምሉእብርሃን ምሉእ ውድድሩ ኣጠናቒቑ ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሰንበት ናይ መወዳእታ ግጥማቱ ብምክያድ ተጠናቒቑ፣ ለስተር ሲቲን ሊድስ ዩናይትድን ንሳውዝሃምተን ተኸቲለን ናብ ታሕተዋይ ደረጃ ተመሊሰን፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ 10 ሽቶታት ብድምር ኣመዝጊቡ ቦኽሪ ተሳትፎኡ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዛዚሙ፣ * ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 10ኪሜ ታዱ ማረን ሰላም ገብረን ቀዳመይትን ካልኣይትን ኮይነን ተዓዊተን፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now